Layout A (with pagination)

ሕርሻ – ባህርያዊ ድዅዒ/ኮምፖስት ይድፋኣሉ

ሕርሻ – ባህርያዊ ድዅዒ/ኮምፖስት ይድፋኣሉ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ምስ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ብምትሕብባር፡ ሓረስቶት ካብ ቀመማዊ ድዅዒን ጸረ-ባልዕን ወጺኦም፡ ብባህርያዊ ኣገባብ ዝተዳለወ ድዅዒ ኮምፖስትን ጸረ-ባልዕን ንኽጥቀሙ፡ ዝተፈላለየ ናይ ፈተነን ስልጠናን መደባት ይህብ ኣሎ። እቲ ሚኒስትሪ፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ ዘካይዶ ዘሎ ቀጻሊ ፈተነታትን ግብራዊ መደባትን፡ ካብ ዕለት 3 ክሳብ 7 መጋቢት 2022፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶሳዋ ንዝርከቡ ሓረስቶት፡ ኣብ ኣገባብ ምድላውን ኣጠቓቕማን ባህርያዊ ድዅዒን...

Read More

ማእከል ስልጠና ሃ/ኣገልግሎት፡ ኣካዳሚያዊ ብቕዓት ኣባላቱ ንምዕባይ ይሰርሕ

ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎት – ሳዋ፡ ኣባላቱ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ዘካይድዎ ሃገራዊ ዕማም፡ ኣካዳሚያዊ ብቕዓቶምን ደረጃኦምን ንምዕባይ ዕቱብን ዝተወሃሃደን ስራሕ የሰላስል ከምዘሎ ተገሊጹ። ሓላፊ ስታፍ ጐስጓስን ሓበሬታን ናይ’ቲ ማእከል ካፒተን ብርሃነ ተኽለገርግስ እቲ ኣብ 1996/1997 ዝተበጋገሰን ፍረ ክሕፈሶ ምስ ጀመረ መኻልፍ ዘጋጠሞን መደብ፡ ካብ 2016/2017 ኣትሒዙ ብዝተወደበ መልክዕ ዳግማይ ከም እተጀመረን ብጽቡቕ ይቕጽል ከምዘሎን...

Read More

ትካል መነጽር ዓይኒ ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ፡ ተወዳዳሪ ፍርያት የቕርብ

ብሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ) ዝውነን ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝርከብ ትካል መነጽር ዓይኒ፡ ብርትዓዊ ዋጋ – ተወዳዳሪ ፍርያት የቕርብ ከምዘሎ ተጠቀምቲ ገሊጾም። ብክኢላ ሓኪም ዓይኒ ዝተኣዘዘሎም መነጽር፡ ኣብ’ቲ ትካል ብርትዓዊ ዋጋ ከምዝረኽቡ ብምሕባር፡ ንመላእ ሕብረተሰብ ዘገልግል ትካል ስለዝዀነ፡ ኣገዳስነቱ ኣብ ግምት ብምእታው ዝያዳ ክሰፍሕን ክምዕብልን ኣዘኻኺሮም። ዘመናዊ መሳርሒታት ብምትእትታው ብሉጽ...

Read More
ጊንዳዕ – ፈልሲታት ኣግራብ 70 ሚእታዊት ጸዲቑ

ጊንዳዕ – ፈልሲታት ኣግራብ 70 ሚእታዊት ጸዲቑ

ኣብ 2021 ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ – ምምሕዳራት ከባቢ ማይ-ሓባር፡ ለዓይተንን ነፋሲትን ብህዝባዊ ወፈራታት ዝተተኽለ 44 ሽሕ ፈልሲታት 70 ሚእታዊት ጸዲቑ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝርከብ፡ ሓላፊ ቁጠባዊ ልምዓት’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዳንኤል ብርሃነ ሓቢሩ። እቲ ፈልሲታት ኣብ’ቲ ክጸድቀሉ ዝኽእል ወቕቲ’ኳ እንተ ተተኽለ፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ማይ-ሓባር ግና ዛጊት ጠንቁ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ከምቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ ውጽኢት ከምዘየርኣየ ዝጠቐሰ ኣቶ...

Read More
ኣብ ዓዲ-ቐይሕ፡ ብሉጻት ተመሃሮ ተሸሊሞም

ኣብ ዓዲ-ቐይሕ፡ ብሉጻት ተመሃሮ ተሸሊሞም

ኣብ ከተማ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ብሉጽ ነጥቢ ንዘመዝገቡ ተመሃሮ፡ ሽልማት ‘ዒንደማሶ’ ክዕደል እንከሎ፡ ን3 ኣዋርሕ ብሞያ ዝሰልጠኑ ድማ ተመሪቖም። እቶም ንሽልማት ‘ዒንደማሶ’ ዝበቕዑ ተመሃሮ 64፡ እቶም ብናጻ ብቴክኖሎጂ ኮምፕዩተርን ስነ-ጽባቐ ጸጉሪ ርእሲን ዝሰልጠኑ ድማ 100 እዮም። ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ደቡብ መንእሰይ ግርማይ ገብሩ፡ ማሕበር ኣብ ምሕያል ብቕዓት ተመሃሮን ምምዕባል ዓቕሚታት መንእሰያትን ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ...

Read More

Login

Categories