Layout A (with pagination)

Video

ኣገልግሎት ማዕዳን ምኽርን ኣብ ኮለጃት ኤርትራ | Counseling services in Eritrean collages | ERi TV

ኣገልግሎት ማዕዳን ምኽርን ኣብ ኮለጃት ኤርትራ ማእገር : ኣማኻሪ ኮለጅ ተመሃሮ ቀዳዊ ምሕረቱ | Maeger- Guidance Counselor Kedawi Mhretu | ERi TV Any unauthorized use, copying or redistribution of this program or any ERI-TV program is strictly prohibited.Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to...

Read More
Video

ዕላል ጥበባት: ምስ ደራሲ ዕላማ ዝመርሖ ትምህርቲ – ቢንያም ገብረእዝጋብሄር | elal tibebat Biniam Gebregziabher | ERi-TV

ዕላል ጥበባት: ምስ ደራሲ ዕላማ ዝመርሖ ትምህርቲ – ቢንያም ገብረእዝጋብሄር | elal tibebat Biniam Gebregziabher | ERi-TV Any unauthorized use, copying or redistribution of this program or any ERI-TV program is strictly prohibited.Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on...

Read More
ሓበሬታ

ሓበሬታ

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ዓንሰባ ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ትማሊ ተፋንዩ። ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,723 በጺሑ ኣሎ። 9,620 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ እዮም። ሚኒስትሪ ጥዕና – 21 መጋቢት 2022 Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook...

Read More

ባጽዕ – ልዑል ነጥቢ ዘመዝገቡ ተመሃሮ ተሸሊሞም

ቤት-ጽሕፈት ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ምስ ምምሕዳር ከተማ ባጽዕ ብምትሕብባር፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ዓመተ-ትምህርቲ 2020/2021 ልዑል ነጥቢ ንዘመዝገቡ 17 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 48 ብሉጻት ተመሃሮ ሸሊሙ። ብ18 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት፡ ሓላፊ ኣብያተ-ትምህርቲ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር እስማዒል ሳልሕ፡ ተሸለምቲ ካብ 7 ናይ ማእከላይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝተዋጽኡ ምዃኖም ብምጥቃስ፡ ኣብ ጉዕዞ ትምህርቶም...

Read More

ዓንሰባ – ኣበርክቶ ማእከል ምርምር ስነ-ሓሸራ ይምጐስ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ – ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ ዝርከብ ማእከል ምርምር ስነ-ሓሸራ፡ ብጣንጡ ዝመሓላለፉ ሕማማት ኣብ ምቁጽጻር እወታዊ ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ክኢላ ስነሓሸራ ኣቶ መንሱር ዮኑስ፡ እቲ ማእከል ኣብ ዝሓለፈ ኣስታት 20 ዓመታት፡ ሕማም ዓሶ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ንምውራድ ኣብ ዝተገብረ ጻዕሪ ንዝነበሮ ኣስተዋጽኦ ብምጥቃስ፡ ብፍላይ ካብ 2020 ብሓድሽ ተወዲቡ ዘድሊ መሳርሒታትን ዓቕሚ-ሰብን ድሕሪ ምዕጣቑ ድማ፡...

Read More

Login

Categories