ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ዓንሰባ ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ትማሊ ተፋንዩ።

ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,723 በጺሑ ኣሎ።

9,620 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ እዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና – 21 መጋቢት 2022

Categories