Layout A (with pagination)

ዓንሰባ – ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ውሁድ ጻዕሪ ይካየድ

ዓንሰባ – ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ውሁድ ጻዕሪ ይካየድ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል፡ ብኣላይነት ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕናን ውህደት ሓያሎ ኣካላትን ጻዕሪታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ህዝቢ ዝተገብረ ንጥፈታትን ሓፈሻዊ ምድላዋትን ብምግምጋም – ኣድማዕነቱ ንምርግጋጽ፡ ብ19ን 20ን መጋቢት ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዶክተር ከሰተብርሃን ሰለሙን፡ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ብደረጃ ዓለም ኣውሪድዎ ዘሎ ሰብኣውን ቁጠባውን ሃስያ ድሕሪ...

Read More
ነበርቲ ዓደብዛገ ጽርግያኦም ይጽግኑ

ነበርቲ ዓደብዛገ ጽርግያኦም ይጽግኑ

ኣብ ከተማን ዓድን ዝነብሩ ተወላዶ ዓደብዛገ – ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ገንዘቦምን ጉልበቶምን ኣወሃሂዶም፡ ካብ ዓዲ-ባሮ ናብ ዓዶም ዝኣቱ 2 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ይጽግኑ ኣለዉ። እቲ ስራሕ ብማሽነሪ ዝተደገፈ ምዃኑ ዝሓበረ ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ ዓደብዛገ፡ ኣቶ ገብረሂወት ገረዝግሄር፡ ኣብ’ቲ መስመር ዝርከባ ዓድታት ተመሳሳሊ ስጒምቲ ክወስዳ ኣዘኻኺሩ። ነበርቲ፡ ነቲ ናይ ጽገና መደብ – ኣብ ዝሓጸረ እዋን ንምዝዛሙ ብኣድማዕነት...

Read More

ሕርሻታት ደቡባዊ ምዕራብ ጋሽ-ባርካ፡ ውጽኢታዊ መደባት ይትግብር

ኣብ ትሕቲ ኮርፖሬሽን ዘራእትን ጥሪትን ዝመሓደር ፕሮጀክትታት ሕርሻ ደቡባዊ ምዕራብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ መስኖኣዊ ሕርሻን ምስሳን ሃብቲ እንስሳን ዘሰላስሎ ዘሎ ንጥፈታት ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ኣካየድትን ሰራሕተኛታትን ሓቢሮም። እቲ ኣብ ገርሰት፡ ፌስኮ፡ ዓድ-ዑመር፡ ዓሊግድር፡ ከባቢ ከታይ፡ ፋንኮ-ራዊን ተሰነይን ዝካየድ ዘሎ መስኖኣውን ክረምታውን ሕርሻታት፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ንርሑቕ ዝጠመተ መደባቱ – ኣሕምልቲ፡ ፍረታትን ኣእካልን...

Read More

ገልዓሎ – ናይ ሚልዮናት ዓመታት ዕድመ ዘለዎ ኣሰራት ተረኺቡ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ብ“ፕሮጀክት ኢንገልዔላ – ራሙድ”፡ ካብ 20 ለካቲት ክሳብ 1 መጋቢት ብዝተኻየደ ዳህሳስ ስነ-ጥንቲ፡ ናይ ሚልዮናት ዓመታት ዕድመ ዘለዎ ኣገዳሲ ጥንታዊ ኣሰረ-ህይወት ተረኺቡ። ኣብ’ቲ ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ፡ ቤተመዘክር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ስጳኛውያን ክኢላታትን ዝተኻየደ ዳህሳስ ዝተሳተፉ ሞያውያን፡ ኤርትራ ኣካል ‘ዓቢ ሃጓፍ ስንጭሮ’ ቀርኒ ኣፍሪቃ...

Read More

Login

Categories