Layout A (with pagination)

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና – ቊጽሪ 6

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና – ቊጽሪ 6

መንግስቲ ኤርትራ፡ ንምክልኻል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብዝምልከት ብተኸታታሊ መምርሒታት ከውጽእ ጸኒሑ ኣሎ። እንተኾነ፡ ኣብ ትግባረ’ቲ ዝወጽእ ዘሎ መምርሒታት ብዙሕ ጥሕሰታት ክርአ ጸኒሑ። ኣብ ኣብያተ-ጸሎት፡ ማሕበራዊ ኣጋጣሚታት ሓጎስን ሓዘንን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዝተፈላለዩ ወሃብቲ ኣገልግሎት ትካላት ዝቕጽል ዘሎ ጻዕቂ ምትእኽኻብን ዘይምፍንታትን ኣዝዩ ኣሰካፊ እዩ። እቲ ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ብቕልጡፍ ኣብ ዝዝርጋሓሉን ከቢድ መቕዘፍቲ ኣብ ዘኸትለሉን ዘሎ...

Read More
ቡያ – ተበግሶታት ህዝቢ ኣብ ትምህርቲ ይምጐስ

ቡያ – ተበግሶታት ህዝቢ ኣብ ትምህርቲ ይምጐስ

ኣብ ቡያ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ ህዝቢ ንምዕባለ ትምህርቲ ዝወስዶ ዘሎ ተበግሶታት፡ ኣብ ውጽኢት ተመሃሮ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ርእሰ-መምህር መባእታን ማእከላይን ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ቡያ፡ መምህር ኣደም መሓመድ ዑመር፡ ኣብ ቀዳማይ ሰሚስተር ኣስታት 93 ሚእታዊት ተመሃሮ ምሕላፎም፡ መርኣያ ናይ’ቲ ዝምዝገብ ዘሎ ዕብየት ምዃኑ ገሊጹ። ንዝያዳ ውጽኢት ይስራሓሉ ከምዘሎ፡ ኣብ ማእከላይ ደረጃ ዝርአ ዋሕዲ መማህራን ግን፡ ፍታሕ...

Read More

ማእከል ጥዕና ፎሮ፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ህዝቢ ተራኣ ይዓዝዝ

ማእከል ጥዕና ፎሮ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብምክልኻልን ንቕሓት ህዝቢ ኣብ ዘመናዊ ሕክምና ክብ ብምባልን፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ሕብረተ-ሰብ ዕዙዝ ኣስተዋጽኦ ትገብር ኣላ። ሞያውያን ናይ’ታ ማእከል ጥዕና ከምዝሓበርዎ፡ እታ ብሰለስተ ኣባላትን ውሱን ዓቕሚን ዝጀመረት ማእከል፡ በብእዋኑ ብዝተኣታተወላ ናውትን ዓቕሚሰብን ዝተማልአ ኣገልግሎት ክትህብ በቒዓ ኣላ። ሕጽረት ዓቕሚ-ሰብን ናውቲ ስራሕን ዝነበሮ ኣገልግሎት ላቦራቶሪ፡ ኣብዚ ግዜ’ዚ እኹል ዓቕሚ-ሰብን...

Read More
ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

በረራታት ኣየር ናብ ኤርትራ ቅድሚ ምቊራጹ፡ ካብ ደገ ካብ ዝመጹ ተጓዓዝቲ፡ ኣብ’ዚ ሳልስቲ’ዚ ብዝተገብረሎም መርመራ – ሽድሽተ ገያሾ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም። ካብኣቶም ሓሙሽተ ደቂ-ኣንስትዮ ክዀና እንከለዋ፡ ዕድመኦም ካብ 32 ክሳብ 60 ዓመት ዝዝርጋሕ እዩ። ኣርባዕተ ካብኦም ተወሺቦም ዝጸንሑ ኰይኖም፡ እቶም ክልተ ኣብ’ታ ዝመጽኡላ ነፋሪት ዝዀነ ምልክት ዘርኣየ ገያሻይ ስለዘይነበረ፡ ወጺኦም ዝነበሩ እዮም። ድሕሪ እዚኦም እውን፡ ኣብ...

Read More

Login

Categories