Layout A (with pagination)

ጎልጅ – ሕጽረታት ኣብያተ-ትምህርቲ ንምቅላል ይስራሓሉ

ጎልጅ – ሕጽረታት ኣብያተ-ትምህርቲ ንምቅላል ይስራሓሉ

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ጎልጅ ብሓፈሻ – ተቐማጦ ሓውሲ ከተማ ጎልጅ ድማ ብፍላይ፡ ኣብ ከባቢኦም ናይ ዝርከባ ኣብያተ-ትምህርቲ ሕጽረታት ንምቅላል ዝወስድዎ ዘለዉ ተበግሶ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ልዑል ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ። ምስ ተመሃሮን ኮሚተ ወለድን ኣብ ዝተገብረ ርክብ፡ ርእሰ-መምህር ቤትትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ጀበል ሓምድ፡ መምህር ረዘነ ሓጐስ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ግዝያዊ መምሃሪ ዳሳት ዝምህራ ናይ መባእታ፡...

Read More

Login

Categories