Layout A (with pagination)

መንደፈራ – መንእሰያት ንጽጉማት ስድራ-ቤታት ናውቲ ጽሬት ሓጊዞም

መንደፈራ – መንእሰያት ንጽጉማት ስድራ-ቤታት ናውቲ ጽሬት ሓጊዞም

ከም ኣካል ናይቲ መልከፍቲ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተወደቡ ወለንታውያን መንእሰያት፡ ካብ ሰብ ጸጋ ብዝኣከብዎ ገንዘብ ን120 ጽጉማት ስድራ-ቤታት ናይ ናውቲ ጽሬት ሓገዝ ገይሮም። እቶም ብሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ዞባ ደቡብ ዝተወደቡ ወለንታውያን መንእሰያት፡ ጽሬት ኣካላት መሰረታዊ ኣገባብ መከላኸሊ ናይ’ቲ ቀታሊ ቫይረስ ምዃኑ ብምርዳእ ነቲ ተበግሶ ከምዝወሰዱዎ ገሊጾም። እቲ ብኣስታት...

Read More
‘እዚ’ ህዝባዊ ሰራዊት122 ኣባላት  ብሞያ ኣሰልጢኑ

‘እዚ’ ህዝባዊ ሰራዊት122 ኣባላት ብሞያ ኣሰልጢኑ

ኣሃዱ ጐስጓስን ሓበሬታን ‘እዚ’ ህዝባዊ ሰራዊት፡ ንኣስታት ክልተ ወርሒ ብሞያ ዘሰልጠኖም 35 ደቂኣንስትዮ ዝርከባኦም 122 ኣባላቱ፡ ኣብ ከተማ ከረን ኣመሪቑ። እቲ ኣብ ክልተ እብረ ዝተዋህበ ስልጠና፡ ዓውድታት ስርዓተ-ድምጺ፡ ምእላይ መድረኽ፡ ባህላውን ሙዚቃውን ትልሂታት፡ ደረቕን ተንቀሳቓስን ካሜራ፡ ከምኡ’ውን መባእታዊ ትምህርቲ ምእካብን ምምስራሕን ሓበሬታ ዝሓቘፈ እዩ። ሓላፊ ጐስጓስን ሓበሬታን እዚ ህዝባዊ ሰራዊት ሳልሕ መሓመድ፡ እቲ ዕላማ፡ ኣብ...

Read More

Login

Categories