Category - haddas ertra

ዓንሰባ – ሓደጋታት ትራፊክ ንምግታእ ዕቱብ ስጒምትታት ክውሰድ ተሓቲቱ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ጥሕሰት ሕጊ ትራፊክ ዝጠንቁ ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ንምግታእ፡ ዕቱብ ስጒምትታት ክትግበር – ኤሪና ዝተወከሰቶም ነበርቲ ዝተፈላለያ ንኡሳን ዞባታት ሓቲቶም። ሓደጋታት ተሽከርከርቲ፡ ኣብ ቀዳሞት ሰለስተ ኣዋርሕ...

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኣ ዓረዛ – ዞባ ደቡብ ዝዀነት ሓንቲ ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ። ዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡...

ሃገራዊ ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ዓውደ-ዘተ ኣካዪዱ

ሃገራዊ ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ኤርትራ፡ “ትካላዊ ውህደት ኮም ንዝሰረቱ ንጥፈታት ልግሲ ደም’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ29 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ዓውደ- ዘተ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ዓውደ-ዘተ፡ ኣደ-መንበር ማሕበር ወ/ሮ ኣለም...

Login

Categories