ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኣ ዓረዛ – ዞባ ደቡብ ዝዀነት ሓንቲ ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ።

ዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,735 በጺሑ ኣሎ።

እዚኣቶም – 9,631 ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ ሓንቲ ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚባ ክንክን ዝግበረላ ዘሎ እዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና – 04 ግንቦት 2022

Categories