Author - Staff

ኣብ ኣተሓሕዛ ዕትሮ ጋዝ ጥንቃቐ ክዝውተር ይምከር

ትካል ‘ኤሪ-ሶክ’፡ ሕብረተ-ሰብ – ድሕነቱን ድሕነት ከባቢኡን ንምውሓስ፡ ኣብ ኣተሓሕዛን ኣጠቓቕማን ዕትሮ ጋዝ ጥንቁቕ ክኸውን ኣዘኻኺሩ። ኣብ’ቲ ትካል ሓላፊ ክፍሊ ዓታሩ ጋዝ ኣቶ በየነ ብርሃነ፡ ዕለታዊ ክሳብ 120 ዓታሩ ከምዝፈሪ፡ ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ጥረ...

ፎሮ – ብቕዓት ተመሃሮ ንምሕያል ርክብ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብምድንፋዕ ውጽኢት ተመሃሮ ንምሕያል ዝሕግዝ ርክብ ተኻዪዱ። ሓላፊ ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር እስማዒል ዓሊ፡ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ማልካ፡ ዙላ፡ ኣይሮማለ፡ ሮብሮቢያ፡ ሩባ-ሓዳስ፡ ሓድሽ፡ ዓረብቶ፡ ኣፍታ፡...

ብርሰት ኣግራብ ንምግታእ ግብራዊ ስጒምቲ ክውሰድ ተሓቲቱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብርሰት ኣግራብ እናበኣሰ ይኸይድ ብምህላዉ ግብራዊ ስጒምቲ ክውሰድ፡ ንኩነታት ሃብቲ ገረብን እንስሳታት ዘገዳምን ንምግምጋም ኣብ ዝተገብረ ርክብ ተሓቲቱ። ወኪል በዓል ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብቲ ዞባ፡ ኣቶ ተኸስተ ክፍለማርያምን ሓላፊ...

ጽርግያታት ብህዝባዊ ወፈራ ይጽገኑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ብውሕጅ ዝተበላሸወ ጽርግያ መንደፈራ – ዓረዛ – ማይ-ድማ፡ ከምኡ’ውን ካብ ዓረዛ ናብ ገዳም ደብረ- መንቆርዮስ ዝኣቱ መስመር፡ ብህዝባዊ ወፈራታት ተጸጊኑ። ኣብቲ ንኡስ ዞባ ሓላፊ ምክትታል ዓድታትን...

‘ኢንስቲትዩት ኮንፊሽየስ’ ናይ ቅብኣ ስልጠና ሂቡ

ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ኢንስቲትዩት ኮንፊሽየስን ተወዲቡ ንሓደ ወርሒ ክካየድ ዝጸንሐ ናይ ቅብኣ ስልጠና፡ ብ20 ታሕሳስ ተዛዚሙ። ኣብ’ቲ ናይ ምዝዛም ስነ-ስርዓት፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ፡ እቲ ምስ ሓድሽ ቅዲ ያታዊ...

ሞያውያን ጥዕና፡ ርድኢት ሕብረተሰብ ኣብ ምብራኽ ክሰርሑ ይሕተቱ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ተዋፊሮም ዝርከቡ ሞያውያን ጥዕና፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ስሩዕ ሞያዊ ንጥፈታቶም፡ ኣብ ምብራኽ ርድኢት ሕብረተሰብ ዝገብርዎ ጻዕሪ ከዛይዱ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ- ባርካ ጸዊዑ። ሓላፊ ናይ’ቲ ጨንፈር ዶክተር ልኡል ባንተይርጋ ምስ ሞያውያን...

ኣምባሳደር ሳልሕ፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ኣንጎላ ርክባት ኣካዪዱ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃገራት ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን ኣቶ ሳልሕ ዑመር፡ ካብ 15 ክሳብ 19 ታሕሳስ ኣብ ኣንጎላ ኣብ ዝገበሮ ምብጻሕ፡ ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን’ታ ሃገር፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድና ዘተኰረ ርክባት ኣካዪዱ። ኣምባሳደር ሳልሕ፡...

ኣመሪካዊት ጉጅለ ሙዚቃ ኣብ ኣስመራ ምርኢት ኣቕሪባ

ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራን፡ ኣመሪካዊት ናይ ጃዝ ጉጅለ ሙዚቃ፡ ብ20 ታሕሳስ ኣብ ሲነማ ኣዝመራ ምርኢት ኣቕሪባ። ነዚ፡ “ጆ ኤንድ ሱሌማን ጃዝ ኲንቴት” ብዝተባህለት ጉጅለ ዝቐረበ ቀዳማይ ምርኢት፡ ብርክት ዝበለ ህዝቢ...

ጸገም ማይ ከተማ ዓዲ-ቐይሕን ከባቢኣን ፍታሕ ረኺቡ

ኣብ ከተማ ዓዲ-ቐይሕን ከባቢኣን ዝነበረ ጸገም ዝስተ ማይ ንምፍታሕ ዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ጽቡቕ ውጽኢት ከምእተረኽቦ፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ምዕዳል ማይ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዘርኣይ ክብረኣብ ሓቢሩ። ኣቶ ዘርኣይ፡ ጀነሬተራት ብምትካለን ሕቶ ሓይሊ ኤለክትሪክ ከምእተፈትሐን...

Login

Categories