Author - Staff

ኤርትራን ቻይናን፡ ናይ 87.6 ሚልዮን ዶላር ልቓሕ – ውዕል ከቲመን

መንግስቲ ኤርትራን መንግስቲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን፡ ኣብ ህንጸት ናይ ቅጥራን ጽርግያ ዝውዕል – ናይ 87.6 ሚልዮን ዶላር ናይ ልቓሕ ውዕል፡ ትማሊ 18 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ከቲሞም። ነቲ ውዕል፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ብርሃነ...

በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ናይ 2018 መደባት ሓንጺጹ

በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ኣብ ምግታእ ብርሰት ኣግራብ፡ ምትካል ፈልስታትን ምዕቃብን ምስሳንን እንስሳ ዘገዳምን ዝቐንዐ – ናይ 2018 መደባት ስራሕ ሓንጺጹ። ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀን ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ...

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ ተዛዚሙ

ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራልያ፡ ካብ 12 ክሳብ 15 ጥሪ ኣብ ከተማ መልበርን ብልዑል ሃገራዊ መንፈስ ተቓኒዑ። እቲ “ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምትእኽኻብ፡ ስነ-ህንጻ ከተማ ኣስመራ ዘንጸባርቕ ስእላዊ...

ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ለንደን ዑደት ኣካዪዶም

ተመሃሮን መማህራንን ዝሓቘፈ ጉጅለ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ለንደን (UCL)፡ ስነ- ህንጻዊ ጸጋታት ከተማ ኣስመራ ብኣካል ንምርኣይን ብዛዕባኡ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ንምድላውን፡ ካብ 7 ክሳብ 13 ጥሪ ዑደት ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ዑደት፡ ናይ ድሕረ-ምረቓ – ማለት ናይ...

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ 15 ኣባላት ብደረጃ ማስተርስ ኣመሪቑ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ምስ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ ናይ ዓባይ ብሪጣንያ ብምትሕብባር፡ ብምዕቡል ኣተኣላልያ ሕሙማት – ብደረጃ ማስተርስ ከምህሮም ዝጸንሐ 15 ኣባላቱ ትማሊ 17 ጥሪ ኣመሪቑ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ወከልቲ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ፡...

ትካላት ምጽራይ ማይ ‘ውሕስነት ጥዕና’ ቀዳምነት ክህባ ይሕተታ

ትካላት ምጽራይን ምዕሻግን ማይ፡ ጥዕና ህዝቢ ከም ቀንዲ ዕላማአን ወሲደን ብቕዓት ፍርያተን ዘውሕስ ሓላፍነታዊ ኣካይዳ ክኽተላ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ሓላፊ ኣሃዱ ኢንዱስትሪታት መግብን መስተን ኣቶ ቢንያም ተኽለጽዮን ኣዘኻኺሩ። ንጥፈታት ትካላት ምጽራይን...

ኣፍዓበት – ኮማዊ ተሳትፎ ኣብ መደባት ልምዓት ተመጒሱ

ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ንኮማዊ ተሳትፎ ኣብ ምዕዋት መደባት ልምዓትን ምምላእ ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ሞጒሱ። ኣቶ ኣሕመድ መሓመድኖር ረጀብ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ጸገም ዝስተ ማይ ንምቅላል ብዝተወስደ ተበግሶ፡ ተባላሽዩ ዝነበረ መሳርሒታት ከምእተጸገነ፡...

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ዝቐረበሉ ሲምፖዝዩም ወዲቡ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ትማሊ 16 ጥሪ፡ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጥዕና ዘተኰረ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ዝቐረበሉ ሲምፖዝዩም – ኣብ ኣዳራሽ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ወዲቡ። እቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ ናይ ዓባይ- ብሪጣንያ ብምትሕብባር፡ ብደረጃ ማስተርስ ናይ...

ሓልሓለ – ካብ ባልዓት ናጻ ዝኾነ ዘርኢ ድንሽ ይምዕብል

ሃገራዊ ማእከል ምርምር ሕርሻ ሓልሓለ፡ ካብ ባልዓትን ሕማማትን ናጻ ዝኾነ ሰለስተ ዓሌት ዘርኢ ድንሽ ንምምዕባልን ንምዝርጋሕን ዝጀመሮ ዕማም – ጽቡቕ ውጽኢት ይረኽበሉ ከምዘሎ፡ ክኢላታት ናይ’ቲ ማእከል ሓቢሮም። ሓላፊ ክፍሊ ባዮ-ተክኖሎጂ መንእሰይ ሙሴ...

Login

Categories