Author - Staff

ኣገልግሎት ማእሰርቲን ተሃድሶን ሰምበል ትምህርታዊ ንጥፈታቱ ዛዚሙ

ኣገልግሎት ማእሰርትን ተሃድሶን ሰምበል፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2017/2018 ከካይዶ ዝጸንሐ ኣካዳሚያዊ፡ ሞያውን ስፖርታውን ንጥፈታት ዛዚሙ። ብ24 ሓምለ ኣብ ዝተኻየደ – ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ወይዘሮ ልኡል ገብረኣብ፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን...

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ ብልዑል ማዕርግ ተኻዪዱ

መበል 17 ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብ21ን 22ን ሓምለ፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ከተማ ለንደን ብልዑል ማዕርግን ዕዙዝ ሱታፌን ተኻዪዱ። እቲ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝመጹ ኤርትራውያንን ዕድመ ዝተገብረሎም ዲፕሎማሰኛታትን...

ኣብ ጁባ፡ ንመስርሕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝድግፍ ሰልፊ ተኻዪዱ

ኣብ ጁባ – ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ዝነብሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን፡ ንመስርሕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓፈሻ፡ ነቲ ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ዝተኸተመ ኣዋጅ ‘ሰላምን ምሕዝነትን’ ድማ ብቐንዱ ዝድግፍ ሰልፊ ብ22 ሓምለ ኣካይዶም። ኣብ’ቲ ብኤምባሲታት...

ሎጎ-ዓንሰባ – ነበርቲ ምም/ከባቢ ጽላለ ብኣብነት ይግለጹ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ጽላለ፡ ብጋንታታት ተወዲቦም ዘሰላስልዎ ዘለዉ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ብዘለዓለ ክቕጽልዎ ምዃኖም ገሊጾም። እቲ ኣብ ምስራሕ ከትርታት፡ ዛላታትን ከዘንቲ ማይን ዘተኰረ ንጥፈታቶም፡ ኣብ ምርጋእ ኣከባብን...

ጉጅለ ፓልቶክ “ኢ.ፒ.ኤል.ኤፍ – ህግደፍ ቪዥን ሩም” 660 ሽሕ ናቕፋ ኣበርኪቱ

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኣባላትን ተኸታተልትን – ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ፈይስ-ቡክ፡ ዩትዩብን ትዊተርን ዝነጥፍ ጉጅለ ፓልቶክ “ኢ.ፒ.ኤል.ኤፍ – ህግደፍ ቪዥን ሩም” ዝኾኑ ዜጋታት፡ ብምኽንያት 20 ሰነ – መዓልቲ ስዉኣት፡...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ስዑድያን ሕ.ኢ.ዓረብን ዘካየዶ ምብጻሕ ዛዚሙ ተመሊሱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 23 ሓምለ ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዘካየዶ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ፡ ትማሊ ተመሊሱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዕድመ ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ ኣብ ስዑድያ ኣብ ዝገበሮ ናይ ሓደ...

Login

Categories