Author - Staff

ኣብ ሃበሮን ፎሮን፡ ምጥርናፍ ዓድታት ይድፋኣሉ

ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ሃበሮ ኣቶ ፍትዊ ገብረመስቀል፡ ኣብ ምጥርናፍ ቁሸታት ብዕቱብ ክስራሕ ኣዘኻኺሩ። ብ5 ታሕሳስ ኣብ ሓውሲ ከተማ ዓሪታይ ምስ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ወከልቲ ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ካልኦት ኣካላትን ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ምጥርናፍ ዓድታት ብኣኡ ኣቢሉ ድማ...

ደ/ቀ/ባሕሪ – ገፋፍቲ ዓሳ ‘ሓገዛት’ ብግቡእ ክጥቀሙሉ ይሕተቱ

ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ፡ ኣብ ጢዖ፡ ዕዲን በይሉልን ምስ ዝርከባ ማሕበራት ተራድኦ ገፍፍቲ ዓሳ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ንምሕያለን ዝግበር ምትብባዓትን ምድግጋፍን ብግቡእ ክጥቀማሉ ጸዊዑ። ዝሓለፈ ዓመታት – ስልጠናታት...

ዓዲ-ዃላ – ድሒሩ ዝነቐጸ ኣእካል ይእከብ – 26 ዓድታት ንጽህና ከባቢ ኣውሒሰን

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ድሒሮም ዝነቐጹ ዘራእቲ – ብፍላይ ድማ ጣፍ ኣብ ቆፎኡ ንምእታው ሰፊሕ ስራሓት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ካብ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ዝተረኽበ ሓበሬታ ገሊጹ። ዛጊት፡ ብተሳትፎ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ተመሃሮ፡ ሰራሕተኛታት መንግስትን...

ሚ/ሕርሻ፡ ወራር ኣንበጣ ኣብ ምምካት ንዝተራእየ ውህደት ሞጒሱ

ካብ ካልኣይ ሰሙን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር፡ ካብ ኢትዮጵያ ተበጊሱ ኣብ ውሱን ከባቢታት ዞባታት ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ዝተራእየ ወራር ኣንበጣ፡ ብልዑል ውህደት ሞያውያን ሕርሻ፡ ምምሕዳራት፡ ህዝብን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ ትሕቲ...

ማእከል – ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ትምህርቲ ንምስፋሕ ይስራሓሉ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ትምህርቲ ንምስፋሕ ይስራሓሉ ከምዘሎ፡ ነቲ ዓውዲ ብዝምልከት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተዋህበ ስልጠና ተገሊጹ። እቲ ብምትሕብባር ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ማእከልን ዲጂታላዊ ቤት-ንባብ ሮራን ዝተወደበን፡ ንዝምልከቶም ኣካላት...

ማይ-ምነ – ንጥፈታት ትምህርቲ ንዓበይቲ ክሕይል ተሓቲቱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2018/2019 ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ትምህርቲ ንዓበይቲ፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ርእሳነመማህራንን ሱፐርቫይዘራትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ተገምጊሙ። ሓላፊ መደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ሓደራ ተስፋማርያም ኣብ...

Login

Categories