Author - Staff

ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ደቡብ፡ ውጥናቱ ንትግባረ የበጋግስ

ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ደቡብ፡ ኣብ መዳይ ባህሊ ናይ 5 ዓመት ስትራተጂያዊ ውጥን ብምንጻር – ኣብ ምብግጋስ ከምዝርከብ፡ ብ8 ጥሪ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዘካየዶ ርክብ ገሊጹ። ኣብ መደባት ባህሊ፡ ኪንዮ ምምዕራግ በዓላት፡ ኣብ ምሕያል ባህላዊ ንጥፈታት...

ፕረዚደንት ፈ/ሪ/ሶማልያ፡ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ – ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ ሰዓት 11፡30 ቅድሚ-ቐትሪ ኣስመራ ኣትዩ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ...

ሰንዓፈ – 34 ሽሕ ህዝቢ ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ ተኸቲቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ሳላ ጽፉፍ ቅድመ-ምድላዋትን ልዑል ምውህሃድን፡ ዕዉት ወፍሪ ክታበት ጸረ-ሕማም ኣንቅጺ ከም እተኻየደ ተሓቢሩ። እቲ ወፍሪ፡ ኣብ ክልተ ገጻት ተኸፋፊሉ ከምእተኻየደ ዝሓበረ – ኣወሃሃዲ ናይ’ቲ መደብ ነርስ ኣብርሃም በይን፡ ኣብ ግዜኡን...

ደ/ቀ/ባሕሪ – 64 ጽጉማት ስድራቤታት ሓገዝ ተገይሩለን

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ 2019 – ጽጉማት ስድራቤታት ንምሕጋዝ ዝተሰላሰለ መደብ፡ ኣብ መነባብሮ እተን ስድራቤታት እወታዊ ተራ ከምእተጻወተ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ተገሊጹ። ግዝያዊ ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ...

ጨ/ሃብቲ ማይ ዞባ ደቡብ 11 ፕሮጀክትታት ተግቢሩ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ብምትሕብባር ህዝብን ኣካላት መንግስትን፡ ኣብ 2019 – ብ18 ሚልዮን ናቕፋ 11 ፕሮጀክትታት ቀረብ ማይ ከምእተሃንጸ፡ ብ6 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ንኡሳን ዞባታትን ዞባን ዝተሳተፍዎ ገምጋም፡ ሓላፊ ጨንፈር ሃብቲ...

ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ ዓመታዊ ፈስቲቫል ኣቃኒዖም

ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ መበል 20 ዓመታዊ ሃገራዊ ፈስቲቫሎም ከካይዱ እንከለዉ፡ ኣብ ስቶክሆልም – ሽወደን ድማ ‘ዙር ብድሆ’ ተኻዪዱ። ብመሰረት’ዚ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ “ጽንዓት ብጽንዓት ንልምዓት” ብዝብል ቴማ፡ መሃርን ኣዘናጋዕን...

Login

Categories