Archive - 2018

ንጽጉማት ስድራ-ቤታት ዓይነታዊ ደገፍ ተገይሩ

ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ መነባብሮ ስንኩላን፡ ስድራ ስዉኣትን ጽጉማትን ንምምሕያሽ ብዘተግብሮ ዘሎ ናይ ምጥያስ መደባት፡ ኣብ ዝተፈላለያ ንኡሳን ዞባታት ካሮሳታት ዓዲሉ። እተን ካሮሳታት፡ ዛጊት ኣብ ፎርቶ-ሳዋ ን150፡ ኣብ ሓጋዝ ን90፡ ኣብ ሎጎ-ዓንሰባ...

ድባርዋ – ንልግሲ ደም ዝምልከት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ከተማ ድባርዋ፡ ንተመሃሮን መንእሰያት ሰራሕተኛታት መንግስትን፡ ኣብ ልግሲ ደም ብሓፈሻ፡ ወለንታዊ ልግሲ ደምን ረብሓኡን ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ብ18 ሰነ ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ኣስተምህሮ፡ ንዓይነታት ደም፡ ብሰንኪ ጥንስን ሕርስን ዘጋጥም መድመይቲን...

ማእከል – 99 ሚልዮን ናቕፋ ደበስ ተኸፊሉ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ካብ ወርሒ ጥሪ 2017 ክሳብ ወርሒ ግንቦት ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡ ልዕሊ 99 ሚልዮን ናቕፋ ደበስ ንስድራ ስውኣት ከምዝኸፈለ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ገሊጹ። ኣብ’ቲ ጨንፈር ሓላፊ ኣሃዱ ማሕበራዊ ድሕነት ኣቶ ስዩም ዑቕባሚካኤል፡...

ማሕበር ድሕነት ትራፊክ ጽርግያ ኤርትራ ሳልሳይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ማሕበር ድሕነት ትራፊክ ጽርግያ ኤርትራ፡ “ድሕነት ትራፊክ ጽርግያ፡ ሓላፍነት ኩሉ ዜጋ’ዩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ትማሊ ቀዳም 23 ሰነ፡ ኣብ ኣዳራሽ ሃገራዊ ቤት-ምኽሪ ንግዲ፡ ሳልሳይ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ሚኒስተራት ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን...

Login

Categories