Archive - 2018

ዓንሰባ – ሕማም ዓሶ ኣብ ደረጃ ምጥፋእ በጺሑ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንቕሓት ህዝቢ ኣብ ምክልኻል ጠንቂን ሳዕቤናትን ሕማም ዓሶ ብምብራኹ፡ ቀረብ መድሃኒትን መመርመሪ መሳርሒታትን ብምምልኡ፡ ከምኡ’ውን ናሙስያ ብሰፊሑ ብምዝርግሑ፡ እቲ ሕማም ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ናብ ደረጃ ምጥፋእ ከምዝበጽሐ ተገሊጹ። ብምውህሃድ ዝተፈላለዩ...

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ዊና 151 ተመሃሮ ኣመሪቓ

ኣብ ናቕፋ እትርከብ ኣሕዳሪት ቤትትምህርቲ ስነ-ኪነት ዊና፡ ንኽልተ ዓመት ዘምሃረቶም 44 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 151 ተመሃሮ፡ ብሰርትፊኬት ኣመሪቓ። ኣብ’ቲ ናይ መመረቕታ ሰነ-ስርዓት፡ ዳይረክተር’ታ ቤት-ትምህርቲ ኣቶ ቃልኣብ ዘርኡ፡ ተመረቕቲ – 20...

ዜጋታት፡ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታት ንምስሳን ኣበርክቶኦም የዕዝዙ

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት፡ ብምኽንያት 20 ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ዘካየድዎ ናይ ዝኽሪ መደብ፡ “ምንባይ ስድራ ሰማእታት ንመንግስቲ ጥራይ ዝግደፍ ጾር ኣይኮነን” ብምባል፡ ገንዘባዊ ኣበርክቶ ገይሮም። ኤርትራውያን ነበርቲ ኩወይት፡...

Login

Categories