Archive - 2018

ተጋዳላይ መጀር ተኽለ ፍስሃየ ተሰዊኡ

ኣባል ማእከል ህዝባዊ ኣገልግሎት ቴክኒክ ዞባ ዓንሰባ ገዲም ተጋዳላይ መጀር ተኽለ ፍስሃየ፡ ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድመኡ ብ21 ሰነ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 1974 ናብ መሳርዕ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ፡ ኣብ 1983 ድማ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ...

ኣስታት 34 ሽሕ ዶላርን 53 ሽሕ ናቕፋን ተበርኪቱ

ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ንመሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን መናበዪ ስድራ ስዉኣትን ዝውዕል ኣስታት 35 ሽሕ ዶላር፡ 335 ዩሮን 53 ሽሕ ናቕፋን ኣበርኪቶም። ብመሰረት ካብ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝበጽሓና ሓበሬታ፡ ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢማራትን...

መግለጺታት ደገፍ ንውሳነ መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረስ፡ ከምኡ’ውን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ ደቡብ ኣፍሪቃን ብመራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሲዱ ዘሎ ኣዎንታዊ ናይ ሰላም ስጉምቲ ብምድጋፍ መግለጺታት...

Login

Categories