Archive - 2018

ዓንሰባ – መሬት ጤሳ ምስ መደባት ልምዓት ንምስናይ ይስራሓሉ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንመሬት ጤሳን ምጥርናፍ ዓድታትን ኣብ ግምት ዘእተወ ምዕዳል መሬት ጤሳ ይስራሓሉ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ጨንፈር መሬት ኣብ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ጐይትኦም ወልደኣብዝጊ ገሊጹ። ኣቶ ጐይትኦም፡ ድሕሪ 1998 ኣብ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ምዕዳል መሬት ደው ኢሉ...

ህዝቢ ን/ዞ/ተሰነይ፡ 673 ስድራ ስዉኣት ኣጣዪሱ

ህዝቢ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ኣብ 2007 ብዘበገሶ ስድራ ስዉኣት ናይ ምጥያስ መደብ፡ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ብልዕሊ 8 ሚልዮን ናቕፋ 673 ስድራ ስዉኣት ብገንዘብን ዓይነትን ከምዘጣየሰ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተስፋዝጊ ዑቕባዝጊ ሓቢሩ። እዚ –...

ዕለተ-ሰማእታት፡ ኣብ ዞባታት ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተዘኪራ

መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ – 20 ሰነ፡ ብደረጃ ዞባታት ንዕዙዝነት’ታ ዕለት ብዝገልጽ ዝተፈላለየ መሰናድኦታት ተዘኪራ። ብደረጃ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ብ19 ሰነ – ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ነበርቲ ኣብ ቀንዲ ጐደናታት...

ነበርቲ ዋሊኩ ንስድራ ስዉኣት ገንዘባዊ ሓገዝ ኣበርኪቶም

ኣብ ከተማ ከረን – ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዋሊኩ፡ ብምኽንያት 20 ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ኣብ ሞንጎኦም ንዝነብሩ 75 ስድራ ስዉኣት ልዕሊ 15 ሽሕ ናቕፋ ኣበርኪቶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፡ ምእላይ ስድራ ስዉኣት ንመንግስቲ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ሰማእታቶም ብሓበን ዘኪሮም

ኣብ ጀርመን፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሽወደን፡ ሆላንድ፡ ኬንያ፡ ቐጠር፡ ከምኡ’ውን ርያድ – ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ዜጋታት፡ ን20 ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ብሓበን ዘኪሮም። ኣብ ከተማታት ሙንሸንግላድባኽ፡ ሙኒኽን ፍራይቡርግን – ጀርመን...

Login

Categories