Layout A (with pagination)

ኣብ ሓውሲ ከተማ እንዳገርግስ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት ተሃኒጹ

ኣብ ሓውሲ ከተማ እንዳገርግስ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት ተሃኒጹ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ – ሓውሲ ከተማ እንዳገርግስ ብልዕሊ 1.6 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት፡ ብ31 ጥሪ ተመሪቑ። እቲ ሓሙሽተ ክፍልታት ዘለዎ ህንጻ፡ ንነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሓውሲ ከተማ እንዳገርግስ፡ ገዛ-ኸረን፡ ገዛ-ሓምለ፡ ገዛ-መደባይን ዓዲ-ብርኩትን ከገልግል ምዃኑ፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ ኣቶ ዓንደመስቀል ኣድሓኖም ገሊጹ። ነበርቲ፡ እቲ ህንጻ ኣብ ምግታእ ሞት ኣደታትን ዕሸላትን ኣብ እዋን ሕርሲ ኣገዳሲ...

Read More
ሰ/ቀ/ባሕሪ – ሕጽረት ትካላት ጥዕና ንምምላእ ክስራሓሉ እዩ

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ሕጽረት ትካላት ጥዕና ንምምላእ ክስራሓሉ እዩ

ኣብ ትካላት ጥዕና ዝርአ ሕጽረት መሳርሒታትን ህንጻዊ ትሕቲቅርጽን ንምምላእ ብዕቱብ ክስራሓሉ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን ገሊጻ። ንጥፈታት ትካላት ጥዕና ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ንምግምጋም፡ ብ31 ጥሪ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዝተኻይደ ኣኼባ – ሚኒስተር ኣሚና፡ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብን መሳርሒታትን በብእዋኑ ወፍሪታት ክካየድ ምጽንሑ፡ ንዝያዳ ውጽኢት ድማ እቲ ጻዕሪ ክቕጽል ምዃኑ ሓቢራ። ኣብ ምንካይ መጠን ሞት ኣዴታትን ህጻናትን፡...

Read More
ደቡብ – ጽጉማት ናይ ምሕጋዝ ተበግሶታት ክዓዝዝ ተሓቲቱ

ደቡብ – ጽጉማት ናይ ምሕጋዝ ተበግሶታት ክዓዝዝ ተሓቲቱ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዞባ ደቡብ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ጸገማት ዜጋታት ንምቅላል፡ ልዕሊ 21 ሚልዮን ናቕፋ ዝትመን ገንዘባውን ንዋታውን ደገፍ ከምዝገበረ፡ ብ31 ጥሪ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም ገሊጹ። እቲ ደገፍ፡ ብደረጃ መንግስትን ኮምን ዝተገብረ ምዃኑ ዝሓበረ ጸብጻብ፡ ንጽጉማት ወገናት ብሓፈሻ፡ ንስድራ ስዉኣት፡ ዘኽታማትን ስንኩላንን ድማ ብፍላይ ቀዳምነት ዝሃበ ምንባሩ ኣረዲኡ። ብመሰረት’ቲ ጸብጻብ፡ ኣብ...

Read More

ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምጽምባል፡ ጉጅለታት ባህሊ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ምርኢት ከቕርባ እየን

ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምጽምባል፡ ጉጅለ ያታ ስብሪትን ገዳይምን መንእሰያትን ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት ዝሓቘፈት ጉጅለን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ምርኢት ዑደት ከካይዳ እየን። ብመሰረት ወጺኡ ዘሎ መደብ፡ እተን ጉጅለታት ብ16 ለካቲት ኣብ ባህርዳር፡ 17 ለካቲት ኣብ ኣዳማ፡ 19 ለካቲት ኣብ ሃዋሳ፡ 21 ለካቲት ድማ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ብያታዊ ኤርትራዊ ትልሂት ዝተሰነየ ሙዚቃዊ ምርኢት ከቕርባ እየን። ኣብ’ቲ ዓቢ ናይ ሙዚቃ መደብ፡ ፍሉጣት ኢትዮጵያውያን...

Read More

Login

Categories