Layout A (with pagination)

ኣብ ዓድታት ጸሮና ኮማዊ ጽሬት ተኻይዱ

ኣብ ዓድታት ጸሮና ኮማዊ ጽሬት ተኻይዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ምምሕዳራት ከባቢ ድቢን እምባ-ባርያን ዝጥርነፋ ትሽዓተ ዓድታት፡ ኮም ዝመርሖ መደባት ከባብያዊ ጽሬት ኣሰላሲለን። ውጽኢት ስራሕ ንምግምጋም ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኮም ዝሰረቱ ከባብያዊ ጽሬት – ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብዛዕባ ዘለዎ ተራ ጽዑቕ ጐስጓሳት ብምክያዱ፡ ውጽኢታዊ ስራሕ ከም እተዓመ ተገሊጹ። ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ሃይለ መንገሻ፡ ንጹህ ከባቢ መሰረት ጥዑይ ሕብረተ-ሰብ ምዃኑ...

Read More

Login

Categories