Layout A (with pagination)

ኣብ መንጎ ዓድታት ገደለን ጓቛትን ዝጸንሐ ክርክር ተፈቲሑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ብሰንኪ ዘይፍትሓውን ዘይማዕርነታውን ውሳኔ መግዛእታዊ ስርዓታት፡ ኣብ መንጎ ገደለን ጓቛትን ን82 ዓመታት ሰፊኑ ዝጸንሐ ናይ መሬት ክርክር፡ ክልቲአን ዓድታት ብዝገበራኦ ሽምግልና – ብዕርቂ ተፈቲሑ። ብ31 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ ናይ ዕርቂ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ኤፍሬም ገብረክርስቶስ፡ እቲ ጉዳይ ብዝተፈላለዩ ገዛእቲ ስርዓታት ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ውሳኔታት ይወሃቦ’ኳ እንተነበረ፡ እቲ ምስሕሓብ...

Read More

Login

Categories