Layout A (with pagination)

“ዓጸፋ ክንሰርሕ እንሕተተሉ እዩ’ዚ ኣቲናዮ ዘሎና መድረኽ”ሚ/ዞባዊ ምምሕዳር

ኣቲናዮ ዘሎና መድረኽ፡ ንህንጸትን ብልጽግናን ሃገር ዓጸፋ ክንሰርሕ እንሕተተሉን፡ ውጽኢት ስራሕናን ጻዕሪናን እንረኽበሉ ጉዕዞ እንፍልመሉን ምዃኑ፡ ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደንኪኤል ኣብርሃ ኣገንዚቡ። ሚኒስተር ወልደንኪኤል ነዚ ዝገለጸ፡ ከም መቐጸልታን መዛዘምን ናይ’ቲ ካብ 18 ጥሪ ጀሚሩ ኣብ ኩለን ዞባታት ንወከልቲ ህዝብን ሓለፍቲ ኣካላት መንግስትን ግንባርን ከካይዶ ዝቐነየ ኣኼባ፡ ብ1 ለካቲት ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝገበሮ ሰሚናር እዩ።...

Read More
Video

ERi-TV, Eritrea – ገለብ ደሓን፡ ደስበለ አርአየ፡ መስኡል ቁርፈት ነድ እስብዳልየት ሐሊበት

ERi-TV, Eritrea – ገለብ ደሓን፡ ደስበለ አርአየ፡ መስኡል ቁርፈት ነድ እስብዳልየት ሐሊበት Interview with Dr. Desbele Araya, head of the Burn…
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)

Read More

Login

Categories