Layout A (with pagination)

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ዲፕሎማሲያዊ ንጥፈታት ኣካዪዶም

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን – ምስ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ናይ’ታ ሃገር፣ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኩወይት – ምስ ተሓጋጋዚ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድናታት ዘተኰረ ዘተ ከካይዱ እንከለዉ፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ – ንነበርቲ ከተማ ሚላኖ ሰሚናር፡ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ሆላንድ ድማ ጉባኤ ኣካዪዶም። ብመስረት’ዚ፡ ኣምባሳደር የውሃንስ...

Read More

ጋሽ-ባርካ – ዑደት ኣዝርእቲ ክድፍኣሉ ሚኒስተር ሕርሻ ጸዊዑ

ሓረስቶት ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ዑደትን ምቅይያርን ኣዝርእቲ ብዝበለጸ ክደፍኡሉ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ – ብ29 ጥሪ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ ኣኼባ ጸዊዑ። ስራሓት ምዕቃብ ሓመድን ማይን እውን – ምምሕዳራት፡ ክኢላታት ሕርሻን ህዝብን ብቐዳምነት ክነጥፉሉ ዝድለ ዕማም ምዃኑ ዘዘኻኸረ ሚኒስተር ኣረፋይነ፡ ምዝናቕ ኣእካል፡ ናይ ቅብኢ ኣዝርእትን ጥረታትን ብዕቱብ ክስራሓሉ፡ ንኡስ ውሁድ ስድራቤታዊ ሕርሻ ንምስፍሕፋሕ...

Read More

Login

Categories