Layout A (with pagination)

Video

ERi-TV, Eritrea – ስፖርት: Discussion on Eritrea’s participation at Tour de l’Espoir

ERi-TV, Eritrea – መደብ ዘተ ስፖርት፡ ዕላል ምስ ኣቶ ዮናስ ዘካርያስ፡ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኤርትራ ብዛዕባ ቅድድም ብሽግሌታ ኣብ ካሜሩን A discussion with Mr. Yonas Zecarias on Eritrea’s participation at Cameroon’s Tour de l’Espoir Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook...

Read More
ደ/ቀ/ባሕሪ – ተጠቃምነት ህዝቢ ኣብ ትካላት ጥዕና ይብርኽ

ደ/ቀ/ባሕሪ – ተጠቃምነት ህዝቢ ኣብ ትካላት ጥዕና ይብርኽ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ምስፋሕ ትካላት ጥዕና ተጠቃምነት ህዝቢ እናዓበየ ብምምጽኡ፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ሕብረተሰብ ዘተባብዕ ገስጋስ ከምእተመዝገበ፡ ብ29ን 30ን ጥሪ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ፡ ንመላእ’ቲ ዞባ ዝውክል ጸብጻባት ዝቐረበሉ ኣኼባ፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ዝወሃብ ጥዕናዊ ኣገልግሎት መዓልታዊ ዝካየድ ኣስተምህሮኣዊ መደባት፡ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ተገልገልቲ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ በሪሁ። ኮም...

Read More

ንሽኮር ከም መዓር ኣምሲሎም ከታልሉ ዝጸንሑ ክሱሳት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ንሽኮር ባዕዳዊ ነገር ብምእታው ከም መዓር ኣምሲሎም፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገር ሰፊሕ ዕዳጋ ከፊቶም ከታልሉ ዝጸንሑ ሰባት፡ ብምክትታል ፖሊስን ምትሕብባር ህዝብን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። ህዝባዊ ርክባት ፖሊስ ኤርትራ፡ ካብ ፖሊስ ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ንዝረኸቦ ሓበሬታ ብምጥቃስ ናብ ኤሪና ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፡ እቶም ኣብ ምትላል ተዋፊሮም ዝጸንሑ ሸውዓተ ክሱሳት፡ ብምሉኦም ኣድራሻኦም ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ከምዝኾነ...

Read More

Login

Categories