Layout A (with pagination)

ማሕበር ኣብያተ-መጻሕፍትን ሓበሬታን ኤርትራ ስልጠና ወዲቡ

ማሕበር ኣብያተ-መጻሕፍትን ሓበሬታን ኤርትራ፡ ካብ ዝተፈላለያ መንግስታውያን ትካላት ንዝተዋጽኡ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ ዓውደ-ፍልጠት ቤት-ንባብ፡ መዛግብን ስነዳን ዘተኰረ ስልጠና ወዲቡ። እቶም ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኣስመራ ዝተዋህበ ስልጠና ዝተሳተፉ ትሽዓተ ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 15 ሰራሕተኛታት፡ ካብ ሚኒስትሪታት ሕርሻ፡ ቱሪዝምን ትምህርቲን፡ ከምኡ’ውን ካብ ሃማደአ፡ ሃኮሰአን ካልኦትን ዝተዋጽኡ እዮም። ብ2 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምዝዛም ስነ...

Read More

ሃገራዊ ማሕበር መሃንድሳት ስነ-ቀመም ዓውደ-ዘተ ወዲቡ

ሃገራዊ ማሕበር መሃንድሳት ስነቀመም፡ ‘‘ተራ ቀመማዊ ምህንድስና ኣብ ዳግመ-ህንጸት ሃገር’’ ኣብ ዝብል ዛዕባ – ብ2 ለካቲት ኣብ ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣቶ ኣብርሃም የውሃንስ፡ ኣብ ዓለም ምስ ገስጋስ ኢንዱስትሪያዊ ምዕባለ፡ ዓውዲ መሃንድስነት ስነ-ቀመም ሕልፊ ካልእ እዋን ኣድላይን ኣገዳስን ኮይኑ ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ ኣብ ሃገርና እውን እቶም ብቑጽርን ብቕዓትን ዝጥቀሱ ምሩቓት መሃንድሳት ስነ-ቀመም፡ ኣብ ምምላእ...

Read More
Video

ERi-TV, #Eritrea: ዕላል ምስ መንእሰይ ደራሲት መንነት ተፈሪ – 1ይ ክፋል Interview with Author Meninet Teferi – Part 1

ERi-TV, #Eritrea:ዕላል ጥበባት: ዕላል ምስ መንእሰይ ደራሲት መንነት ተፈሪ – 1ይ ክፋል – Interview with Eritrean-Italian author Meninet Teferi – Part 1
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)

Read More

Login

Categories