ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ14 ሓምለ ኣብ ሰዓታት ድሕሪቀትሪ ብቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተሰንዩ፡ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዝኣተወሉ ህዝቢን ምምሕዳርን ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ፡ ምዕሩግ ኣቀባብላ ገይሮምሉ።...
Author - Staff
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበረሉ ዕድመ፡ ኣብ ኣዲስኣበባ ዝገበሮ ናይ ሰለስተ መዓልታት ምብጻሕ ፈጺሙ፡ ትማሊ 16 ሓምለ ቀትሪ ኣስመራ ተመሊሱ። ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for July 17, 2018
ERi-TV, Eritrea: President Isaias Concludes Official Visit To Ethiopia
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for July 16, 2018
ኣብ 8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ዝቐርብ ዘሎ ያታዊ ትልሂታት፡ ፍሉይ ተምሳጥ ከምዝፈጠረሎም ተሳተፍቲ ገሊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፡ ፈስቲቫል ብዙሕ ረብሓታት ዝርከቦ መድረኽ ምዃኑ ጠቒሶም፡ ብዙሓት መንእሰያት ብልዑል ወኒ ንያታዊ ትልሂታቶም...
ፕረዚደንት ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፡ ንኽብሪ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ንሱ ዝመርሖ ጉጅለን፡ ትማሊ 14 ሓምለ ኣብ ሃገራዊ ቤተ-መንግስቲ ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሩ። ኣብ’ቲ እንግዶት፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ትማሊ 14 ሓምለ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቀትሪ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 16, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Prime Minister Abiy Ahmed’s speech at the Ethiopian Millennium Hall July 15, 2018
ERi-TV, Eritrea – Prime Minister Abiy Ahmed’s speech at the Ethiopian Millennium Hall July 15, 2018