ERi-TV, #Eritrea – Arabic News for July 20, 2018
Author - Staff
“ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ፡ ካብ 13 ክሳብ 15 ሓምለ ኣብ ከተማ ጊሰን ዝተኻየደ መበል 22 ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ጀርመን፡ ብውዕውዕ መንፈስ ተዛዚሙ። እቲ ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ዜጋታት ዘሳተፈ ናይ ሎሚ ዓመት ፈስቲቫል፡ ኣብ ሃዋህው ትስፉው መድረኽ ሰላም...
ብምኽንያት ዳግመ-ምጅማር በረራ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባ – ኣስመራ፡ ብቕድሚ ትማሊ 18 ሓምለ ኣብ ሆቴል ኣስመራፓላስ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ እንግዶት፡ ሚኒስተራት ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስታት ኤርትራን...
ERI-TV, Eritrea: 8th Sawa Eritrean Youth Festival , July 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for July 19, 2018
ኣባል ፖሊስ ኤርትራ፡ ገዲም ተጋዳላይ ሜጀር ወልደገብርኤል በርሀ (ወለገ)፡ ትማሊ 18 ሓምለ ኣብ መበል 59 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ሜጀር ወልደገብርኤል፡ ቅድሚ ናጽነት ኣብ ማእከላይ ሕክምናን...
መበል 100 ዓመት ዕለተ-ልደት መራሒ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ-ነበር ኔልሰን ማንዴላ፡ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ትማሊ 18 ሓምለ ኣብ ንኡስ ዞባ ፓራዲዞ – መባእታ ቤት-ትምህርቲ ሕውየት ፈልሲ ኣግራብ ብምትካል ተዘኪራ። ኣምባሳደር ሪፓብሊክ ደቡብ...
ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ብመሰረት ዘውጸኣኦ ‘ሓባራዊ ኣዋጅ ሰላምን ምሕዝነትን’፡ ንልዕሊ 20 ዓመታት ተቛሪጹ ዝጸንሐ – ካብን ናብን ኣስመራን ኣዲስ-ኣበባን ኣገልግሎት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ትማሊ ረቡዕ 18 ሓምለ ዳግም ጀሚሩ። ኣብ’ዚ...
ERi-TV, #Eritrea -ካብ ጸጋታት ባሕርና – ላባራቶሪ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ
ERi-TV, #Eritrea – ፍረ ጻዕሪ – ኣብነታዊ ሕርሻ