ኣብ ሆስፒታል ኣፍዓበት፡ ካብ ንኡሳን ዞባታት ኣፍዓበት፡ ናቕፋ፡ ቅሮራን ኣዶብሓን ዝመጹ 145 ዜጋታት መብጣሕቲ ሓበላ ተገይሩሎም። እቶም ዜጋታት፡ ካብ 3 ሓምለ ጀሚሩ ንኣስታት 10 መዓልታት ኣብ 629 ሰባት ብዝተገብረ መርመራ ዓይኒ ዝተለለዩ ምዃኖም፡ ወኪል ኤሪና...
Author - Staff
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሚኒስተር ትምህርቲ ሰመረ ርእሶም፡ ከም ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ኮይኑ ከገልግል ብ20 ሓምለ መዚዝዎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ዝኸተማሉ ሓሙሽተ ዓንድታት ዘለዎ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ላዕላይ-ጋሽ፡ ብሞያ ስነ-ጽባቐ ጸጉሪ ርእሲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝሰልጠና 25 ደቂ-ኣንስትዮ ተመሪቐን። ኣብ ሃማመተኤ ጨንፈር ዞባ ጋሽ-ባርካ ሓላፊ ፖለቲካን ውዳበን ኣቶ ማሪቆስ ግርማጽዮን፡ ዕላማ’ቲ ሞያዊ ስልጠና ደቂኣንስትዮ ሞያዊ ዓቕመን ኣበሪኸን...
ኣብ መስርሕ ምድጅታል ኣገልግሎታት ፈነወታት ቴሌቪዥንን ሬድዮን ኤርትራ ዝሕግዝ ስልጠና፡ ትማሊ 23 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ። ኣብ’ዚ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዜናን ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራን ዝተወደበ ንሰለስተ ሰሙን ዝቕጽል ስልጠና፡ 45 ኣባላት...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ንጉስ ስዑዲ-ዓረብ ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ ኣልስዑድን፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናን ዞባዊ ምዕባለታትን ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዶም። ንጉስ ሳልማን፡ ሃገሩ ምስ ኤርትራ ንዘለዋ ምሕዝነታዊ ዝምድና ዓቢ ግምት ከምእትህቦ፡ ኣብ መዳያት...
ERi-TV, Eritrea: Graduation Season
ERi-TV, Eritrea: Announcement From Eritrean Airlines – ሓበሬታ ካብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 23, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for July 23, 2018