ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድ ዓሊ፡ ኣብ ዕለት 9 ሓምለ ምስ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝወደቐ እገዳ ኪለዓል ጸዊዑ። ኣብ ጎኒ ፍትሒ ዘለዎ ተባዕን ብልሂን...
Author - Staff
ሃገረ ኤርትራን ሪፖብሊክ ሶማልን፡ ትማሊ ሰኑይ 30 ሓምለ ኣብ ኣስመራ – ኣርባዕተ ዓንድታት ዝሓዘ ሓባራዊ ‘ኣዋጅ ሕውነታዊ ምሕዝነትን ኣጠቓላሊ ምትሕግጋዝን’ ከቲመን። ነዚ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ሶማልን ዘሎ ዓሚቚ ታሪኻዊ ሕውነታዊ ዝምድናን...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for July 30, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for July 29, 2018
ERi-TV, Eritrea: መሰለት/Meselet – ኩነታዊ ኮመዲ (situation comedy – sitcom), July 29, 2018
Please avoid sources illegally streaming/posting ERi-TV content on Facebook, Youtube, and websites. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming …
ERi-TV, Eritrea – Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part XXX I- 31 ክፋል, July 29, 2018
Please avoid sources illegally streaming/posting ERi-TV content on Facebook, Youtube, and websites. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit To...
ምብጻሕ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ኣብ ዝምድናታት ኤርትራን ሶማልን ሓድሽ ታሪኻዊ ምዕራፍ ዝኸፍት ኣገዳሲ ፍጻመ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ዜናን ባህልን ቱሪዝምን መንግስቲ ሪፓብሊክ ሶማል ገሊጹ። ሚኒስተር ጣህር ማሕሙድ ጌለ ንማዕከናት ዜና ኤርትራ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ...
ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማል፡ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ 28 ሓምለ ፍርቂ መዓልቲ ኣስመራ ኣትዩ። ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ዓቕሚ ሞያውያንን ናውቲ ስራሕን በብመድረኹ እናማልአ፡ ጥዕና ነበርቲ ንምውሓስ ሓይል ጻዕሪ የካይድ ከምዘሎ፡ ገስጋስ ቀዳማይ መንፈቕ ንጥፈታቱ ንምግምጋም ብ20ን 21ን ሓምለ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ገሊጹ። ኣብ ከተማ ባጽዕ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for July 28, 2018