ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት ኣገልግሎት ሕክምና ተዋፊሮም ዝጸንሑ ቻይናውያን፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡ ኣምባሳደር ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ያንግ ዚጋንግን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ13 መስከረም ናብ ሃገሮም ተፋንዮም። ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ...
Author - Staff
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብኣፈኛ ባይቶ ወይዘሮ ወርቅሰሙ ማሞ ንዝተመርሑ ወከልቲ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ – ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ፡ ትማሊ 14 መስከረም ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣብ ዓዲ-ሃሎ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ዕላማ...
ERi-TV, Eritrea – ሳይዳ፡ ተጋዳሊት ሉኡል ገብረማርያምን(ጋል ቐሺ) ሰነ ጥበበኛ ሰናይት ፍትዊ – Sayda – Tegadalit Lual Ghebremariam on her experiences on the field and Musician...
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for September 14, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for September 14, 2018
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመናበዪ ስድራ ስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን ዝውዕል፡ 10,800 ዶላርን 3030 ዩሮን ከምዘበርከቱ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ’ቲ ሚኒስትሪ፡ ኮሚቴ ምሕጋዝ ጽጉማት ስድራ...
ኣብ ዞባ ደቡብ ዝነጥፋ ኣብያተትምህርቲ ምምራሕ መኪና፡ ብቑዓትን ሓላፍነታውያንን መራሕቲ መካይን ብምፍራይ ኣብ ምንካይ ሓደጋታት ተራአን ከዕዝዛ፡ ሓላፊ ጨንፈር መጐዓዝያ ምድሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ መሓሪ ሃብተ ጸዊዑ። ኣብ መንደፈራ፡ ድባርዋ፡ ዓዲ-ዃላ፡ ደቀምሓረ፡...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ድማ ብቐንዱ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ንምሃብ፡ ኣብ ገፈፍቲ ዓሳ መጽናዕቲ ዘካይዱ ሞያውያን ወዲቡ። እቲ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ዘተኰረ ጥዕናዊ ኣስተምህሮ፡...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሪፓብሊክ ግብጺ ኣሰይድ ሳምሕ ሽኩሪ፡ ትማሊ 13 መስከረም ኣብ ሰዓታት ቀትሪ ኣብ ህንጻ ሃገር ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ሚኒስተር ሳምሕ ሽኩሪ፡ ኣብ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድና፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዞባ ቀርኒ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for September 14, 2018