ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ዃላን ሰገነይትን፡ ብምርባሕ ንህብን ደርሁን ዝሰልጠኑ 34 መንእሰያት ተመሪቖም። እቶም መንእሰያት፡ 15 ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ 19 ድማ ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ምዃኖም፡ ወኪላት ኤሪና ሓቢሮም። ዕላማ ናይ’ቲ ስልጠና፡ ሞያዊ ዓቕሚ...
Author - Staff
ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ምስ ነበርቲ ንኡሳን ዞባታት ኣስማጥን ሓልሓልን ተራኺቡ፡ ብዛዕባ ምዕባለታት ሰላም፡ ኩነታት ሕርሻ፡ ምንጪ ዝስተ ማይን ካልእ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዘትዩ። ኣብ’ቲ ካብ 15 ክሳብ 17 መስከረም ዝገበሮ ዑደት፡ ኣቶ ዓሊ፡...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for September 20, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for September 19, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for September 19, 2018
ኣብ መንጎ ክልተአን ሃገራትን ህዝብታተንን ጥቡቕ ናይ ጂኦግራፍ፡ ታሪኽ፡ ባህልን ሃይማኖትን፡ ምትእስሳር ከምዘሎ መሰረት ብምግባር፣ ናይ ሓድሕዶም ናጽነት፡ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ብምኽባር፣ ነባሪ ሰላም ንምርግጋጽን ታሪኻዊ ምትእስሳሮም ንምድራዕን ካብ ዘለዎም...
ሳዋ፡ መንእሰያት – ሓባራዊ ራኢ፡ ባህሪን ርድኢትን ብምምዕባል፡ ዜግነታዊ ሓላፍነት ዝስከሙላ መድረኽ ምውርራስ ምዃናን፡ መንእሰያት ተመሃሮ ንዕድላት ትምህርቲ ብግቡእ ክጥቀሙሉ ከምዝግባእን፡ ሓላፊ ወኪል ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለን፡ ትማሊ 17 መስከረም ኣብ ሰዓታት ምሸት፡ ኣብ ጅዳ – ስዑዲ ዓረብ ተራኺቦም፣ ዝሓለፈ ምዕራፍ ዓጽዮም፣ ኣብ ነባሪ ሕውነት ዝተመስረተ ሓድሽ ምዕራፍ ምትሕግጋዛዊ ዝምድና ክኸፍቱ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for September 19, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for September 18, 2018