Author - Staff

ሓጋዝ – ኣብ ምክልኻል ገበን ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ነበርቲ ከተማ ሓጋዝ፡ ኣብ ሕጊ ዘለዎም ኣፍልጦ ብምዕባይ ገበናትን በደልትን ንምቊጽጽር ኣብ ዝካየድ ጻዕሪ ኣበርክቶኦም ከዕዝዙ ዝሕግዝ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣዛዚ መደበር ፖሊስ’ቲ ንኡስ ዞባ ተለንተ ዛይድ ተስፋዝጊ፡ ምሕያል ዝምድና ህዝብን ፖሊስን፡ ቀንዲ ረቛሒ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ኣብ ሽርክነታዊ ምትሕግጋዝ ዘትዮም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ19 መስከረም ኣብ ከተማ ኣቡዳቢ – ምስ ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ምክትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ተራኺቡ ዘትዩ። ኣብ ቤተ-መንግስቲ ‘ኣልሻጢእ’ ኣብ ሰዓታት...

ኣብ ዞባ ማእከል ጥዕናዊ ጐስጓስ ተኻይዱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ጠንቂ፡ ሳዕቤናትን ኣገባብ ምክልኻልን ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ድማ ብፍላይ ዘሎ ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ክብ ንምባል ዝዓለመ ኣስተምህሮ፡ ብ16 መስከረም ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ልዕሊ 8 ሽሕ ነበርቲ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ገዛ ባንዳ...

ኤርትራ፡ ኣብ ‘መድረኽ ደቂ-ኣንስትዮ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ ተሳቲፋ

ኤርትራ፡ ብ16 መስከረም ኣብ ከተማ ቭየና – ኦስትሪያ ኣብ ዝተቓንዐ ‘መድረኽ ደቂ-ኣንስትዮ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ ተሳቲፋ። እቲ ብቐንዱ ኣብ ‘ምሕያል ደቂኣንስትዮ’ ዘተኰረ መድረኽ፡ ብኣድማሳዊ ፈደረሽን ሰላም ናይ ኦስትሪያን ተበግሶ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ምስ...

ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ፡ ዝተፈላለየ ሓገዝ ረኺቡ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ኣብ ሽቱትጋርት – ጀርመን ካብ ዝርከብ ጨንፈሩ፡ ዝተፈላለየ ናውቲ ብሓገዝ ረኺቡ። እቲ ብ18 መስከረም ኣብ መርሓኖ ንዝርከብ መኽዘን ናይ’ቲ ማሕበር ዝተረከበ ናውቲ፡ ናይ ሕክምና...

Login

Categories