Author - Staff

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ትማሊ 28 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ጋሽ-ባርካ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቡብን ማእከልን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ካብዚኦም፡ 13 ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ማለት 8 ኣብ ኣዲባራ፡ 2 ኣብ...

ኣብ መንደፈራን ባጽዕን ልምዓታዊ ወፈራታት ተሳሊጡ

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብምኽንያት 1 ግንቦት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፡ ልዕሊ 300 ሰራሕተኛታት ትካላት መንግስቲ ዝተሳተፍዎ ወፈራታት ልምዓት ተሰላሲሉ። ንኽልተ መዓልታት ኣብ ዝቐጸለ ወፈራታት፡ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ከባቢ ዓዲ...

“ምእመናን፡ ኣብ ትግባረ መምርሒታት ጥዕና ክተሓባበሩ ኣለዎም” መራሕቲ ሃይማኖት

ንሓደ ዓመት ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ፣ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያን ኣብያተ-እምነትን ዳግማይ ስሩዕ ንጥፈታቱ ጀሚሩ ኣሎ። ዳግመ-ምኽፋት መሰረታውያን ኣገልግሎታት ግን፡ ምቕንጣጥ ናይ’ቲ ዓለማዊ ሓደጋ ማለት ከምዘይኮነ ምግንዛብ ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ፡ ኣብ...

Login

Categories