Author - Staff

ተጋዳላይ ኢንጂነር መድሃኔ እስቲፋኖስ ተሰዊኡ

ኣብ ሚኒስትሪ ህንጻ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ምዕባለ ከተማታት – ገዲም ተጋዳላይ – ኢንጂነር መድሃኔ እስቲፋኖስ፡ ብ23 ሚያዝያ ኣብ መበል 75 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 1976 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ...

Login

Categories