Author - Staff

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ትማሊ 23 ሚያዝያ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 8 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ካብዚኦም፡ 4 ኣብ ኣስመራ፣ 4 ድማ ኣብ ከረን – ዞባ ዓንሰባ ተወሺቦም ዝጸንሑ እዮም። እዚ ከም’ዚ ኢሉ...

ኣቑርደት – ጥዕና ጥሪት ንምውሓስ ኣተባባዒ ኣገልግሎት ይወሃብ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት ዝወሃብ ስሩዕ ኣገልግሎት ሕክምናን ዝካየድ ወፍሪ ክታበትን፡ ጥሪት – ጥዕናአን ተዋሒሱ ዝህባኦ ምህርቲ ብዓይነትን መጠንን ክብ ንኽብል ጽቡቕ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ...

Login

Categories