Author - Staff

ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ዓረዛ ወፈራታት የሰላስሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ባህርያዊ ሃብቲ ብምዕቃብ እቶት ሕርሻ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ወፈራታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን፡ ኣብ ኩለን ምምሕዳራት ከባቢ ይካየድ ኣሎ። እዚ ካብ መፋርቕ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት ጀሚሩ ዝዕመም ዘሎ ስራሕ፡ ኣብ ግራውትን ናይ መጋሃጫ ቦታታትን ኮይኑ፡...

ኣመሓዳሪት ዞባ ሰ/ቀ/ባሕሪ፡ ኣብ ን/ዞባታት ኣዶብሓን ናቕፋን ዑደት ኣካዪዳ

ኣመሓዳሪት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ወ/ሮ ኣስመረት ኣብርሃ፡ ኵነታት ቀረብ ማይ፡ ጥዕና፡ ትምህርቲ፡ ሕርሻን ካልእን ንምዕዛብን ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ንምዝታይን፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ኣዶብሓን ናቕፋን ዑደት ኣካዪዳ። ኣብ’ቲ ካብ 15 ክሳብ 21 ሚያዝያ ዝገበረቶ...

Login

Categories