Author - Staff

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ትማሊ 3 ሰነ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 37 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ፡ 32 ኣብ ኣስመራ – ዞባ ማእከል፣ 5 ድማ ኣብ ከረን – ዞባ ዓንሳባ ተወሺቦም...

በዓል ናጽነት፡ ኣብ ኒውዚላንድን ከተማ ሲድኒን ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣብ ሃገረ ኒውዚላንድ – ከተማታት ኦክላንድ፡ ወሊንግተንን ክራይስትቸርችን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ከምኡ’ውን ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሲድኒ – ኣውስትራልያ፡ “ወትሩ ንኹሉ ድሉዋት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ – መበል 30 ዓመት በዓል ናጽነት...

ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ቀረብ ጽሩይ ዝስተ ማይ ንምውሓስ፡ ዓበይቲ መደባት ተተግቢሮም

ክፍሊ ማይ ዞባ ማእከል፡ ቀረብ ዝስተ ማይ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ንምውሓስ፡ ዓበይቲ ልምዓታውን ትሕተ-ቅርጻውን መደባት ከምእተሰላሰሉ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ክፍሊ ወኪል ጨንፈር ጽሩይ ዝስተ ማይ ኢንጂነር ኣቤል ክፍላይ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ቅድሚ ናጽነት ብድምር...

መራሕቲ ፊሊፒንስን ጆርጅያን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

ፕረዚደንት ፊሊፒንስ – ሮድሪጎ ዱተርተን ፕረዚደንት ጆርጅያ – ሳሎመ ዞራቢቺቪሊን፡ ብምኽንያት መበል 30 ዓመት ጽምብል ናጽነት፡ ናብ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። እቶም መራሕቲ፡ ብስሞም፡ ከምኡ’ውን ብስም መንግስታቶምን...

Login

Categories