Author - Staff

ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ልምዓታዊ ንጥፈታት ን/ዞባ ከርከበት ተዓዚቡ

ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣምባሳደር ማሕሙድ ዓሊ ሕሩይ፡ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ንኡስ ዞባ ከርከበት ዘለዋ ምምሕዳራት ከባቢ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ክረኽባ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ ዝሰላሰል ዘሎ መደባትን ገስጋሱን ንምዕዛብ፡ ካብ 25 ክሳብ 27 ግንቦት ዑደት...

ሃማደኤ፡ መነባብሮ ደቂ-ኣንስትዮ ንምምሕያሽ ይሰርሕ

ኣብ 1979 ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ዝተመስረተ – ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ (ሃማደኤ)፡ ኣብ ዝሓለፈ 30 ዓመታት፡ ማሕበራዊ ፍትሒ ብምንጋስ፡ ኩሉ ጾታ ማዕረ መሰል ዝረኽበላ ስልጥንቲ ሃገር ንምውናን ኣብ ዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ምቕሉል ኣበርክቶ...

ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ፡ ግብጺ፡ ኬንያን ሩስያን በዓል ናጽነቶም ጸምቢሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ካምፓላ – ኡጋንዳ፡ ካይሮ – ግብጺ፡ ሞምባሳ – ኬንያን ዝተፈላለያ ከተማታት ሩስያን፡ ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ናጽነት ብድምቀት ጸምቢሎም። ብ29 ግንቦት ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ካምፓላ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት፡...

Login

Categories