Author - Staff

ገዲም ተጋዳላይ ገብረየውሃንስ ገብረሚካኤል ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ገብረየውሃንስ ገብረሚካኤል፡ ብዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ውሽጥን ወጻእን ሕምናዊ ክንክን ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ23 ሕዳር ኣብ መበል 73 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ መጋቢት 1975 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ...

ኣብ ዞባ ሰ/ቀ/ባሕሪ ዝተራእየ ኣንበጣ ምድረበዳ ኣብ ቁጽጻር ውዒሉ

ብ19 ሕዳር ካብ ኢትዮጵያ ተበጊሱ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ጎላጉል ጋሕቴላይ ዝተራእየ ዕስለ ኣንበጣ ምድረበዳ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ምስ ሓይልታት ምክልኻልን ምምሕዳራት ዞባን ንኡስ ዞባን ብምትሕብባር ብዘካየዱዎ ጻዕሪ፡ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልታት ኣብ...

ኣስመራ – ኣብ ድሕነት ኣከባብያዊ ሓደጋታት ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ምስ ማእከል ክሊማዊ ትንቢትን ትግባረን ዞባዊ በይነ-መንግስታዊ በዓል-ስልጣን ንልምዓት (ICPAC) ብምትሕብባር፡ ኣብ ኣከባብያዊ ቁጽጽር ከምኡ’ውን ምክልኻልን ምድህሳስን ኣከባብያዊ ሓደጋታት፡ ናይ ሓደ ሰሙን ስልጠና ወዲቡ። ብ25...

ዓረዛ – ኣእካል ብወፈራታት ይእከብ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ብተሳትፎ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ተመሃሮን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን፡ ኣብ ኩለን ምምሕዳራት ከባቢ ሰፊሕ ወፈራታት ዓጺድ ይካየድ ኣሎ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ምሕረቱ ኣርኣያ፡ ሎም-ዘበን ክራማት 14 ሽሕ...

ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር ዓመታዊ ፈስቲቫሎም ኣቃኒዖም

“ጽንዓት ብጽንዓት ንልምዓት” ብዝብል ቴማ፡ ብ21 ሕዳር ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ከተማ ኣ’ደውሓ ዝተኸፍተ ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር፡ ብ23 ሕዳር ተዛዚሙ። እዚ ንሰለስተ መዓልትታት ዝቐጸለ ዓመታዊ ፈስቲቫል፡ ዝተፈላለየ ባህላውን ስነ...

ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፡ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ብቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዶክተር ዓብደላ ሓምዶክ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን፡ ትማሊ 25 ሕዳር ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ መዓልቲ ስ/ ታ እ ዛ ዝ ኣ ብ ር ሃ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ባይቶ ሚኒስተራት፡ ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትርን፡...

Login

Categories