Author - Staff

መንደፈራ – ኣብ ምብራኽ ብቕዓት ደቂ-ኣንስትዮ ተዘትዩ

ኩሉመዳያዊ ብቕዓት ደቂ-ኣንስትዮ ንምዕባይ ዝካየድ ጻዕሪ ብዝለዓለ ክስራሕ ምዃኑ፡ ሃማደኤ ዞባ ደቡብ ብ5ን 6ን ታሕሳስ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ገሊጹ። ሓላፊት ጨንፈር ሃማደኤ ዞባ ደቡብ ወይዘሮ ሰናይት ኣፈወርቂ ኣብ ዝሃበቶ መብርሂ፡ ብሓፈሻ 47...

ጋዜጣዊ መግለጺ

ነቲ ብ28 ሕዳር 2019 ዝወጸ፡ ን“ዕብዳን ቐጠርን ውጥን ኲናት 2019 ዓ.ምን” ዘቃልዕ መግለጺ ሚኒስትሪ ዜና፡ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሃገረ ቐጠር ዝሃቦ ግብረ-መልሲ፡ ኩሉ ሰሚዕዎ’ሎ። ሸርሒን ምጥቛስን፡ ኣሉን ሓሶትን ፍሉጣት ሕላገታት ቐጠር ስለዝዀኑ፡ እቲ ናይ...

ኣብ ምድላው ሃገራዊ መዝገብ ስርዓተ-ቊጽጽርን ደረጃታትን መግቢ ተዘትዩ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ምስ ውድብ መግቢን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ብምትሕብባር፡ ኣብ ምድላው ሃገራዊ መዝገብ ስርዓተቊጽጽርን ደረጃታትን መግቢ ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ፡ ብ 6 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ‘ሃኮሰኤ’ ኣካዪዱ። ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ኣብ...

ኣብ ካሪቦሳን ሳፊራን፡ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ትምህርቲ ኣይግድን. . .

ኣብ ምብራቓዊ ኣጻድፍ ንኡስ ዞባ ዓዲቐይሕ ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ፡ እቲ ደረጃ እናበረኸ ኣብ ዝኸደሉ ብርኡይ የንቈልቊል ስለዘሎ፡ እቲ ጠንቂ ተለልዩ ፍታሕ ክርከበሉ፡ ርእሳነ-መማህራን ኣብያተትምህርቲ ካሪቦሳን ሳፊራን ኣዘኻኺሮም። ርእሰ-መምህር...

ኣብ ውጥን ትምህርትን ኣገልግሎት ቅድመ-ትምህርትን ተዘትዩ

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ኣብ ስትራተጂ ገስጋስ ንምዕባለ ትምህርቲን፡ ኣገልግሎት ቅድመ-ትምህርትን፡ ብ4ን 5ን ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ኣቃኒዑ። ወኪል ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ጴጥሮስ ሃይለማርያም፡ እቲ መደብ፡ ምስ’ቲ መንግስቲ ዝሰርሓሉ ዘሎ ፖሊሲታት ሸቶታት ንዘላቒ...

ዓውደ-መጽናዕቲ ‘ስትራተጂያዊ ውጥን ጽላት ጥዕና’ ተዛዚሙ

ኣብ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ዓውደ-መጽናዕቲ ‘ስትራተጂያዊ ውጥን ጽላት ጥዕና’ ተዛዚሙ ስትራተጂያዊ ውጥን ምዕባለ ጽላት ጥዕናን፡ ሃገራዊ ውጥን ትግባረ ውሕስነት ጥዕናን፡ ንሰለስተ ምዓልትታት ዝተመያየጠ ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ብ5 ታሕሳስ ተዛዚሙ። ኣብ’ቲ ዓውደ-መጽናዕቲ፡ ካብ...

ሪፖርታዥ: ስነ-ስርዓት ምርካብ ወረቐት ስራሕ ኣምባሳደራት

ሊድያ ተኽለማርያም ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ4ን 5ን ታሕሳስ ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ደንደን ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ወረቐት ስራሕ 29 ኣምባሳደራት ተቐቢሉ። እቶም ኣብ ቀዳማይ ዕለት ወረቐት ስራሖም ዘረከቡ ኣምባሳደራት፡ ኣምባሳደር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት...

ማእከል – ‘ባህላዊ ውርሻ’ ኣብ ዓውደ-መጽናዕቲ ተዘትዪሉ

ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ማእከል፡ “ምዕቃብ ባህላዊ ውርሻ፡ ሓላፍነት ኩሉ ዜጋ እዩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ ምልላይ፡ ምዕቃብን ምውርራስን ባህላዊ ውርሻታት፡ ብ3ን 4ን ታሕሳስ ዓውደ-መጽናዕቲ ወዲቡ። ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣብ ዝተኻየደ...

Login

Categories