Author - Staff

ደቡብ – ሓረስቶት ዝኣኸለ ምህርቶም ተቐላጢፎም ክሓፍሱ ጻውዒት ቀሪቡ

ካብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ኣብ ዝተፈላለያ ንኡስ ዞባታት ደቡብ ዝተኸስተ ወራር ዕስለታት ኣንበጣ ንምቊጽጻር ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ፡ ብዝተዋሃሃደ መኸተ ህዝቢ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ምምሕዳራትን ክኢላታት ሕርሻን ብኣድማዕነት ይቕጽል ከምዘሎ፡ ቤት-ጽሕፈት ምምሕዳር’ቲ ዞባ...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 34 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ፡ 17 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 2 ካብ መወሸቢ ማእከላት፡ 15 ድማ ካብ...

ሓራት፡ ኣብ መስመር ፎሮ-ኡምለ ኣገልግሎት ጀሚሩ

ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራት፡ ኣብ መስመር ፎሮ – ኡምለ ኣገልግሎት ምጅማሩ፡ ኣብ ማሕበረ-ቁጠባዊ ህይወቶም ርግኣት ከምዝፈጠረ፡ ነበርቲ ዓድታት ኡምለ፡ ሰርደ፡ ዑመርቃብረ፡ ጊርጋሮ፡ ድንጉለን ማይላ-ካሶን ገሊጾም። ኣቐዲሞም፡ ካብ ዓድታቶም ናብ ፎሮ ንምጒዓዝ ከቢድ...

ቤት-ትምህርቲ ዓዲ-ኣቤቶ፡ ብሉጻት መማህራንን ተመሃሮን ሸሊማ

ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ፓራዲዞ እትርከብ መባእታን ማእከላይን ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ዓዲ-ኣቤቶ፡ ንብሉጻት መማህራናን ተመሃሮኣን ኣተባቢዓ። ብ29 ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ርእሰ-መምህር’ታ ቤት-ትምህርቲ መምህር ምስጉን ሰልጠነ፡ ኣብ...

ባረንቱ – ንተመሃሮ ሽልማት ‘ታምፌዳ’ ተዓዲሉ

ብደረጃ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ ሃገራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ብሉጽ ውጽኢት ንዘመዝገቡ ተመሃሮ ዝወሃብ ሽልማት ‘ታምፌዳ’፡ ተወዳዳርነት ተመሃሮ ኣብ ምዕባይ ልዑል ኣስተዋጽኦ ከምዘለዎ ተገሊጹ። እዚ ዝተሓበረ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2019/2020 ኣብ ሃገራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ...

Login

Categories