Author - Staff

ሓርበኛ ሮሞዳን መሓመድኑር ተሰዊኡ

ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ገዲም ተቓላሳይን ኣብነታዊ መራሒን ሓርበኛ ብጻይ ሮሞዳን መሓመድኑር፡ ኣብ መበል 83 ዓመት ዕድመኡ፡ ብ29 ታሕሳስ 2021 ተሰዊኡ። ኣብ 1964 ናብ ሰውራ ዝተጸንበረን ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኮሚሽነር 4ይ ክፍሊ...

Login

Categories