Archive - 2018

ኣብ ዛውል ዝተዋደደ ፕሮጀክት ቀረብ ማይ ተመሪቑ

ኣብ ዛውል – ንኡስ ዞባ ድባርዋ ብ1.2 ሚልዮን ናቕፋ ዝተተግበረ ፕሮጀክት ቀረብ ማይ፡ ብ23 መስከረም ተመሪቑ። እቲ ፕሮጀክት፡ 43 ሜተር ዝዕምቈታ ዒላ፡ 3 ኪሎ-ሜተር ዝንውሓቱ መስመር ማይ፡ 4 ነቑጣታት መዐደሊ ማይ፡ ባስካን ናይ ቦጣት መዐደሊ ነቑጣን፡...

ማእከል – ኣብ ጥዕናን ሕግን ዘተኰረ ኣስተምህሮታት ይወሃብ ኣሎ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ኣብ ጠንቂን ሳዕቤናትን፡ ዝመሓላለፈሉ መንገድታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሜላታት ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ድማ ብፍላይ፡ ክብ ንምባል ዝዓለመ ኣስተምህሮታትን፡ ኣብ ምክልኻል ገበን ዘተኰረ ሰሚናራትን...

ዘራእቲ ን/ዞ/ባረንቱ፡ ኣብ ዘተኣማምን ደረጃ በጺሑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ባረንቱ፡ ብዝነበረ ህጡር ክራማትን ጻዕሪ ሓረስቶትን፡ ኣብ 10 ሽሕ ሄክታር ዝተዘርአ ብልቱግ፡ መሸላን ስምስምን ኣብ ዘተኣማምን ደረጃ ከምዝበጽሐ፡ ብ20 መስከረም ኰለላ ዘካየዱ ክኢላታት ሕርሻን ኣባላት ምምሕዳርን ሓቢሮም። ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ዳሴ፡...

Login

Categories