Archive - 2018

ዓንሰባ – ሓ.ስ.ኲ ናብ ደረጃ ነብሰምኽኣል ይሰጋገሩ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዞባ ዓንሰባ፡ ኣብ ንግድን ካልእ ዓውድን ብውልቅን ብጉጅለን ዝተዋፈሩ ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት (ሓ.ስ.ኲ)፡ ነብሶም ናብ ዝኽእሉሉ ደረጃ ይሰጋገሩ ከምዘለዉ ሓቢሮም። ብማሕበር ዝተራሕወሎም ናይ ምጥያስን ልቓሕን ዕድል ብዝግባእ ተጠቒሞም ዓጸፋ...

ደቡብ – ኮም ዝሰረቱ ጥዕናዊ ጐስጓሳት ክካየድ እዩ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ኮም ዝተሰረተ ጥዕናዊ ጐስጓሳት ብምክያድ፡ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ድማ ብፍላይ ንምቊጽጻር ክስራሓሉ ምዃኑ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣቶ ቃልኣብ ተስፋስላሰ ሓቢሩ። ብ20ን 21ን መስከረም ኣብ ከተማ ድባርዋ ኣብ...

Login

Categories