Archive - 2018

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ኣብ ህልዊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና ዝቐንዐ ኣኼባ ኣካዪዱ

            ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ትማሊ 28 መስከረም 2018 ቅድሚ ቐትሪ፡ ኣብ ህልዊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና ዝቐንዐ ኣኼባ ኣካዪዱ። ኣብቲ ኣኼባ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ዞባና ተኸሲቱ ንዘሎ ሓድሽ...

23 ኤርትራውያን፡ ኣብ ሩስያ ናይ ላዕለዋይ ትምህርቲ ዕድል ረኺቦም

ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተዋጽኡ 4 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 23 ኤርትራውያን፡ ኣብ ፈደረሽን ሩስያ ናይ ላዕለዋይ ትምህርቲ ዕድል ረኺቦም። እዞም ድሕሪ ሓደ ሰሙን ናብ ሩስያ ዝብገሱ ዜጋታት፡ ስነ-ኣከባቢ፡ ምሕደራ፡ ስነ-ቚጠባ፡ ሕክምና ቈልዑ፡ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ፡ ስነ...

በዓል መስቀል፡ ብክብ ዝበለ ማዕርግ ተባዒሉ

በዓል መስቀል፡ ትማሊ 27 መስከረም 2018 ብኣቈጻጽራ ፈረንጂ፡ ብግእዝ ድማ 17 መስከረም 2011 ዓመተምህረት፡ ኣብ መላእ ሃገር ብዝርከቡ ኣመንቲ ክርስትና ብክብ ዝበለ ማዕርግ ተባዒሉ። ኣብ ከተማ ኣስመራ – ሜዳ ባሕቲመስከረም ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡...

Login

Categories