Archive - 2018

ቅርሳዊ ውርሻታት ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ ኣቓልቦ ክግበረሎም ተሓቲቱ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከቡ ያታውን ታሪኻውን ቅርሳዊ ውርሻታት፡ ብዝግባእ ተለልዮምን ተዓቂቦምን ኣብ ዝተፈለለዩ ኣጋጣሚታት መድመቒ በዓላትናን መንነትናን ንምግባሮም – ብዕቱብ ክስራሓሉ፡ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ ኣዘኻኺሩ። ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ዞባ...

ኣብ ባህልን ስፖርትን ንዝነጥፉ መንእሰያት ጥዕናዊ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ምስ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል ተወሃሂዱ፡ ኣብ መደባት ባህልን ስፖርትን ንዝነጥፉ መንእሰያት፡ ኣብ ምክልኻል ተመሓለለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር ወዲቡ። ኣብ’ቲ ብ18...

Login

Categories