Archive - 2018

ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ፡ ዝተፈላለየ ሓገዝ ረኺቡ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ኣብ ሽቱትጋርት – ጀርመን ካብ ዝርከብ ጨንፈሩ፡ ዝተፈላለየ ናውቲ ብሓገዝ ረኺቡ። እቲ ብ18 መስከረም ኣብ መርሓኖ ንዝርከብ መኽዘን ናይ’ቲ ማሕበር ዝተረከበ ናውቲ፡ ናይ ሕክምና...

ደቡብ – 34 መንእሰያት ብበበይኑ ሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ዃላን ሰገነይትን፡ ብምርባሕ ንህብን ደርሁን ዝሰልጠኑ 34 መንእሰያት ተመሪቖም። እቶም መንእሰያት፡ 15 ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ 19 ድማ ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ምዃኖም፡ ወኪላት ኤሪና ሓቢሮም። ዕላማ ናይ’ቲ ስልጠና፡ ሞያዊ ዓቕሚ...

ኣመሓዳሪ ዞ/ዓንሰባ፡ ምስ ነበርቲ ኣስማጥን ሓልሓልን ዘትዩ

ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ምስ ነበርቲ ንኡሳን ዞባታት ኣስማጥን ሓልሓልን ተራኺቡ፡ ብዛዕባ ምዕባለታት ሰላም፡ ኩነታት ሕርሻ፡ ምንጪ ዝስተ ማይን ካልእ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዘትዩ። ኣብ’ቲ ካብ 15 ክሳብ 17 መስከረም ዝገበሮ ዑደት፡ ኣቶ ዓሊ፡...

Login

Categories