Archive - 2018

ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ኵለንትናዊ ምትሕግጋዝን፡ ኣብ መንጎ ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ኢትዮጵያን ሃገረ-ኤርትራን

ኣብ መንጎ ክልተአን ሃገራትን ህዝብታተንን ጥቡቕ ናይ ጂኦግራፍ፡ ታሪኽ፡ ባህልን ሃይማኖትን፡ ምትእስሳር ከምዘሎ መሰረት ብምግባር፣ ናይ ሓድሕዶም ናጽነት፡ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ብምኽባር፣ ነባሪ ሰላም ንምርግጋጽን ታሪኻዊ ምትእስሳሮም ንምድራዕን ካብ ዘለዎም...

ብሪ/ጀነራል ኣብርሃ ካሳ ንኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካይዱ

ሳዋ፡ መንእሰያት – ሓባራዊ ራኢ፡ ባህሪን ርድኢትን ብምምዕባል፡ ዜግነታዊ ሓላፍነት ዝስከሙላ መድረኽ ምውርራስ ምዃናን፡ መንእሰያት ተመሃሮ ንዕድላት ትምህርቲ ብግቡእ ክጥቀሙሉ ከምዝግባእን፡ ሓላፊ ወኪል ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ...

መራሕቲ ኤርትራን ጅቡቲን ኣብ ጅዳ ተራኺቦም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለን፡ ትማሊ 17 መስከረም ኣብ ሰዓታት ምሸት፡ ኣብ ጅዳ – ስዑዲ ዓረብ ተራኺቦም፣ ዝሓለፈ ምዕራፍ ዓጽዮም፣ ኣብ ነባሪ ሕውነት ዝተመስረተ ሓድሽ ምዕራፍ ምትሕግጋዛዊ ዝምድና ክኸፍቱ...

Login

Categories