Archive - 2018

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኣሽካዕላል መንግስቲ ጀርመን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን፡ ን‘ቡንደስታግ’ ዝሃቦ ኣስተምህሮ መዋእለ-ህጻናት ሰሚዕናዮ። መንግስቲ ጀርመን ብዛዕባ ዝምዕብል ዘሎ ዝምድና ኤርትራንኢትዮጵያን ኰነ፡ ኣንጻር ኤርትራ ዝጸንሖ ተጻባኢ ኣረኣእያ፡ ዘይሓድሽን ዘየገርምን’ዩ።...

ጸሮና – ሰፊሕ ልምዓታዊ ወፈራታት ይሰላሰል ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ብዕዙዝ ሱታፌ ነበርቲ ብሓፈሻ ተመሃሮ ድማ ብፍላይ፡ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን፡ ምውሓስ ጥዕና ኣከባብን ምስራሕ ቤትትምህርትን ዘተኰረ ሰፊሕ ልምዓታዊ ወፈራታት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ከም ኣካል ናይ’ዚ፡ ነበርቲ 8 ዓድታት...

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ንንድፊ ኣዋጅ ሓለዋ ጥዕና እንስሳ ዝምልከት ዓውደ-መጽናዕቲ ኣካዪዱ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ከም መቐጸልታ ናይቲ ብ18ን 19ን ጥቅምቲ ዝወደቦ ዓውደ-መጽናዕቲ ንድፊ ኣዋጅ ዘርኢ፡ ንምጽፋፍ ንድፊ ኣዋጅ ሓለዋ ጥዕና እንስሳ ዝምልከት ዓውደ-መጽናዕቲ – ብ25ን 26ን ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ኣካዪዱ። ኣብ’ዚ ካብ ኩለን ምምሕዳራት ዞባታትን...

Login

Categories