ERi-TV, Eritrea – ልዝብ መንእሰያት፡ ምድላው መጽናዕታዊ ጽሑፍ
Archive - 2018
ኣብ ከተማ ባጽዕ፡ ኣብ ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መደባት ህንጸት ሃገርን ምዕዛዝ ማሕበረቊጠባውን ፖለቲካውን ተሳትፎአንን ዝዘተየ ርክብ፡ ብ22 ጥቅምቲ ተኻዪዱ። ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ወይዘሮ ጅምዓ ማሕሙድ ራኪ ምስ ኣባላት ማሕበር ኣብ ዘካየደቶ...
ምዕሩይ ምዕባለ ኣብ ምርግጋጽን ማሕበራዊ ፍትሒ ኣብ ምንጋስን፡ ትምህርቲ እቲ ቀንዲ ዕጥቂ ስለዝኾነ፡ መንግስቲ ኤርትራ ቀዳምነት ናይ ቀዳምነታቱ ሰሪዑ ዓቢ ወፍሪ ይገብረሉ ከምዘሎ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣቶ ሙሳ ሕሴን ናይብ...
ብዋና ጸሓፊ ኣቶ ተኸስተ ባይረ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰአ)፡ ካብ 26 ክሳብ 27 ጥቅምቲ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተቓንዐ መስራቲ ጉባኤ ‘ኮንፈደረሽን ሞያዊ ማሕበራት ሰራሕተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ’ ተሳቲፉ። ዕላማ ናይ’ዚ...
ERi-TV, #Eritrea – Arabic news for October 30, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigrinya News for October 30, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 30 ጥቅምቲ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ – October 28, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for October 29, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Arabic news for October 29, 2018